ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ፅባሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ፅባሕ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከምዝጅመር ቤት ፅሕፈት እቲ ሊግ ኣፍሊጡ። እቲ ኣኼባ መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ብቀንዱ በቲ ሊግ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ብምግምጋም ንቐፀልቲ ተግባራት ኣንፈት ከምዘቕምጥ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ግዝኣት ዶንባስ ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ኣቲያ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014( ኤፍ ቢሲ)ግዝኣት ዶንባስ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ቁፅፅር ዩክሬን ወፂኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ከምዝኣተወት ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ምክልኻል ሩሲያ ሰርጌይ ሾይጉ ሎሚ መዓልቲ ንፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝገበሩሎም ገለፃ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብብርኪ ክልል 4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰኒ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብብርኪ ክልል 4ይ መርሃ ግብሪ ተኻላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ዞባ ኢሉባቡር ወረዳ ያዮ ኣጀሚሮም። ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ ደኒ ያዮ ሃፍቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረብሓ ህዝቢ ንምሕላው “ንኽእል ኢና” ብዝብል ዝተበገስናዮ ጉዳይ ጋህዲ ንምግባር ንሰርሕ ኣለና – ኣይተ ደስታ ሌዳሞ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳትፎ ህዝቢ ብረጋገፀ መልክዑ ረብሓ ህዝቢ ንምሕላው “ንኽእል ኢና” ብዝብል ዝተበገስናዮ ጉዳይ ጋህዲ ንምግባር ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ካልኣይ ዓመት በዓል ምስረታ ክልላዊ መንግስ ሲዳማ ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ዝድሃበ መድረክ ምኽክር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንቅስቓስ ሕርሻ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታት ክልላትን ዘድሃበ መድረክ ምኽክር ተኻይዱ፡፡ እቲ ምኽክር ብቀዋሚ ኮሚቴ ሕርሻን ብሚኒስቴር ሕርሻን ዝተዳለወ እንትኾን÷ ዝተፈላለዩ ኣካላት ሰብ ግደ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝተገበረ እዩ፡፡ ኣካቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጊ ክወፅአሎምን ምምሕያሽ ኣብ ዝሓቱን ጉዳያት ምይይጥ እናተገበረሎም እንትወፁ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ጥንኩር ዓምዲ ይኸውን እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ… Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጊ ክወፅአሎምን ምምሕያሽ ዝሓቱ ጉዳያት ብመፅናዕቲ እናተፈለዩን ዕሙቕ ዘተ ኣናተገበረሎምን ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ጥንኩር ዓምዲ ከምዝኸውን ኣፈጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ተዛሪቦም። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ምስ ኣመራርሓታት ቆወምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ጠጠው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ናብ ባህሬን ጠጠው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ጀሚሩ፡፡ አውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ባህሬን ማናማ እንትትበፅሕ÷ መራሒ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ዓበቕ ህበይ ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ኣይኣተወን – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዓበቕ ህበይ” እናተብሃለ ዝፍለጥ ተመሓላላፊ ሕማም ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ከምዘይኣተወ ሚኒስቴር ጥዕና ኣረጋጊፁ። እቲ ሕማም ኣብ ኢትዮጵያ ተራኢዩ ክልተ ሰባት ናብ መፅንሒ ቦታ (ኳረንቲን) ኣቲዮም ዝብል ሓበሬታ ብጋዜጣ ሪፖርተር ወፂኡ ኣብ…
ስፓርት ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፖርተኛታት ሃገራዊት ጋንታ ንምምልማል ከምዝሕግዝ ዝእመነሉ ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ እቲ ውድድር÷ ሓላፊ ቴክኒክ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ግዛቸው መኮንን ኣመራርሓ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ምዕራፍ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ምእካብ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓደ ወርሒ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምእካብ መፃሕፍቲ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት መዕፀዊ ቀዳማይ ምዕራፍ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣማኻሪ ማህበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ …