ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 ምዕራፍ ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ዝሳለጥ መበል 11 ምዕራፍ ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ሎሚ ተጀሚሩ። ኣብቲ ውድድር 12 ድምፃዊያን ክሳተፉ ኢዮም። ንትሽዓተ ሰሙናት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ክሳብ መወዳእታ ዝፀንሑ ኣርባዕተ ተነሓናሕቲ ብድምሩ 500 ሺሕ ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዙሓት ሓይልታት ወፃኢ ሃገርና ንምድኻም ሰፊሕ ዓውዲ ኲናት ውክልና ምኽፋቶም ብምግንዛብ ህዝብና ከፍሽሎ ይግባእ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ሓይልታት ወፃኢ ሃገርና ንምድኻም ሰፊሕ ዓውዲ ኲናት ውክልና ምኽፋቶም ብምግንዛብ ህዝብና ከፍሽሎ ይግባእ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም። ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጆም ፀብለልታ ዘርኣዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣተሓሳስባ ፀላኢ ካብ ህዝቢ ናይ ምቕራፍ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተሓሳስባ ፀላኢ ካብ ህዝቢ ናይ ምቕራፍ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ክብሉ ሚኒስትር ሓላፊ ዘፈር ህንፀት ርእዮት ዓለም ፖለቲካ ዋና ቤት ዕዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣብርሃም ኣለኸኝ ገሊፆም። ኣይተ ኣብርሃም ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ንምፍታሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት እቶት ካብ ምንኽኻእ ኢድ ርሒቑ ዘመናዊ ክኸውን ኣለዎ-ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይናን፣ ኣሰራርሓ ብኽነትን ንምክልኻል ስርዓት እቶት ካብ መንኽኻእ ኢድ ደቂ ሰባት ዝርሓቐን እዋናውን ክኸውን ከምዘለዎ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምንቅስቓስ እቶት 2014 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ቤት ፅሕፈት ክልላትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብምዃን ኣብ ናይ ቐፃሊ በጀት ዓመት ኣንፈታት ትኹረት ብምድሃብ ተዛቲዩ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ቤት ፅሕፈት ክልላትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብምኻን ኣብ ዛዕባ ናይ ቐፃሊ በጀት ዓመት ኣንፈታት ትኹረት ይዛተ ኣሎ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላት ካብ ድጎማ በጀትን ካብ ናይ ሓባር እቶትን ዝርከቡ ኣታዊ ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሪሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ክልላት ካብ ድጎማ በጀትን ካብ ናይ ሓባር እቶትን ዝርከቡ ኣታዊ ይውስኽ ከምዘሎ ገሊፆም። እቶም ኣፈጉባኤ ኣብ መንጎ ክልላት ዝረአ ዕብየት ዘይተመጣጠነ ከምዝኾነ ገሊም። ኣብ ቀፃሊ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅገና ቤተክርስትያን ላሊበላን ስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ኣብ ዝጠናኸረሉ ኣገባብን ዝጠመተ ዘተ ኣብ ፓሪስ ተሳሊጡ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና ቤተክርስትያን ላሊበላን ስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ኣብ ተጠናኺሩ ኣገባብን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ፓሪስ ተሳሊጡ። እቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዝበፅሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 60 ሽሕ ትሑት እቶት ዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ መኣዲ ኣካፊሉ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 60 ሽሕ ዝተፀገሙ ወገናት መርሃ ግብሪ መኣዲ ምክፋል ኣካይዱ። ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ 60 ሽሕን 99 ዜጋታት ዝጠመተ እቲ መደብ፥ ልዕሊ 126 ሚልየን ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ መገዲ ኣየር ዓለምና ብዝበለፀ ኣፍሪካን እስያን የራኽብ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ መገዲ ኣየር ዓለምና ብዝበለፀ ኣፍሪካን እስያን የራኽብ ከምዘሎ ተገሊፁ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ማእኸላይ ምብራቕ ከይሓወሰ ናብ 13 ሃገራት እስያ በረራ ንምጅማር ከምዝተለመ ተገሊፁ። እቲ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ብዝተፈላለየ ዓዉዲ ትምህርቲ ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ ኣመሪቐን Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ብዝተፈላለየ ዓዉዲ ትምህርቲ ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ ኣመሪቐን። ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓዉድታት ትምህርቲ ብመጀመርያ ዲግሪ፣ ካልኣይን ዶክተሬት ዲግሪን ዘሰልጠኖም 2 ሽሕን 509 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እቶም ሸሞንተ…