Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ናብ ምዕራፍ ምድላው ምእታዉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ስራሕቲ ምዕራፍ ቅድመ ምድላው ዛዚሙ ናብ ምዕራፍ ምድላው ምእታዉ ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም። ፕሮፌሰር መስፍን ከምዝገለፅዎ÷ ኣብ ምዕራፍ ቅድመ ምድላው ነቲ ኮሚሽን ናይ ምውዳድ ስራሕቲ ከምዝተኻየደን መርሃ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ 4ይ ዙርያ መርሃ ግብሪ ሓምላዋይ ኣሰር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ኣብ ክልል ጋምቤላ 4ይ ዙርያ መርሃ ግብሪ ሓምላዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም፡፡ ኣብቲ ክልል መጀመሪ 4ይ ዙርያ መርሃ ግብሪ ሓምላዋይ ኣሰር ኣብ ወረዳ ጋምቤላ ቀበሌ ቀርሚ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ…

ኢትዮጵያ ኣብ ድሬዳዋ ተጣይሾ ዘላ ቅድመ ምዕራፍ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዝርከብ ወ/ሮ ዳግማዊ ሞገስ ገሊጸን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ድሬዳዋ ትምስርቶ ዘላ ቅድመ- ምዕራፍ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዝርከብ ሚኒስትር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ወይዘሮ ዳግማዊ ሞገስ ገሊፀን፡፡ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ÷ ቅድመ ምዕራፍ ናፃ ዞባ ንግዲ ዕዉት ንምግባር እናሰርሐ ምስ…

ብ4 ነጥብ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ካልኣይ ክፋል ፕሮጀክት ማይ ለገዳዲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲሰ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብ4 ነጥብ 2 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ክፋል ፕሮጀክት ማይ ለገዳዲ ሎሚ ኣመሪቐን። ከንቲባ ከተማ ኣዲሰ ኣባባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ብዝገበርኦ መደረ÷ “ቀረብ ዝስተ ማይ ኣዲስ…

ጀጋኑ ደሞም ኣፍሲሶም ዘኽበርዋ ሃገር ብመስዋእትነት ክነቕፅል ኢና ክብሉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀጋኑ ደሞም ኣፍሲሶም ዘኽበርዋ ሃገር ብመስዋእትነት ክነቕፅል ኢና ክብሉ ኣብ እዚ ሰሜን ዝርከቡ ኣባላት ክፍሊ ሰራዊት ሜካናይዝድን ኣጋር ጦርን ተዛሪቦም። ኣብቲ ክፍሊ ጦር ዝርከቡ ኣዛዚ ሓለቓ ሽሕ 2ይ ሬጅመንት ኣለምነው ተፈራ ከምዝገለፅዎ÷ እቲ…

ኣብ ባህልና ዝተመረቐ ሰብ ንሰናይ ዝተፀወዐ እዩ – ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣብ ባህልና ዝተመረቀ ሰብ ንሰናይ ዝተፀወዓ ምዃኑ ሕድሕድ ተመራቒ ንዝተፀወዐሉ ተግባር ንዕቤየት ሃገሩ ዓምዲ፤ ምዃኑ እዩ” ክብሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣቢሎም…

ኣምባሳደር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ንፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ንፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ምስ ሓጋዚት ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሞሊ ፊ ኣብ ክልቲኣዊ…

ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንስደተኛታትን ስደተኛታት ኣብ ዝተኣናገድሉ ከባቢታት ንዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝኸውን ደገፍ 180 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንስደተኛታትን ስደተኛታት ኣብ ዝተኣናገድሉ ከባቢታት ንዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝኸውን ደገፍ 180 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ደገፍ ነቶም ስደተኛታትን ስደተኛታት ዘተኣናግዱ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝግበር ምምሕያሽ…

ካብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ክልተ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ  ከባቢ ቱሉ ዲምቱ 11:00 ሰዓት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።…

60 ዓይነታት ትምህርቲ  A+ ብምምዝጋብ ታሪክ ዝሰርሐ ተምሃራይ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን ተመራቒ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ 60 ዓይነታት ትምህርቲ  A+ ብምምዝጋብ ታሪክ ሰሪሑ። ወዲ 25 ዓመት ተመራቓይ ራጂ ብዓውዲ ትምህርቲ ፊዚክስን ሒሳብን ዝተምሃረ እንትኸውን፥ ብ60 ዓይነታት ትምህርቲ  A+ ብምምዝጋብ…