ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣብ ኣፍሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣብ ኣፍሪካ ፓትሪክ የሱፍ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ምዝታዮም ኣብ…