ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሜዴፍን ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን።
ሜዴፍ ትካላት ፈረንሳይ ብብርኪ ዓለም ኢንቨስትመንት ተሳትፎ ንክህልዎም ዝሰርሕን…