Fana: At a Speed of Life!

ኢራንን ኣርጀንቲናን ናብ “ብሪክስ” ንምውሃድ ሕቶ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ኣርጀንቲናን ናብ “ብሪክስ” ንምውሃድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሕቶ ከምዘቕረባ ተገሊፁ። እቲ ሕቶ ኣብ ጉባኤ “ብሪክስ ፕላስ” ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራኢሲን ፕሬዚዳንት ኣርጀንቲና ኣልቤርቶ ፈርናንዴዝ ኣብተ ጉባኤ ምስታፎም…

ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ተሽከርከርቲ ዘፍሪዩ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ- ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ተሽከርከርቲ ዘፍሪዩ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሚኒስቴር፥ ንልዕሊ 100 ሰባት ዕድል ስራሕ ኣብ ዝፈጠረ “ፍራንኩን ኢት አውቶሞቲቭ”…

ዘፈር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመመሓየሺ ፕሮግራም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ናይ ምድጋፍ ልእኽቱኡ ንኽዋፃእ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስትር ዶክተር በለጠ ሞላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመመሓየሺ ፕሮግራም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ናይ ምድጋፍ ልእኽቱኡ ንኽዋፃእ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣብ…

ፓርቲ ብልፅግናን ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ስትራቴጂካዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግናን ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ስትራቴጂካዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና አደም ፋራህን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብ ማእኸላይ ኮሚቴ ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይና ሊዩ ጂያንቾኦን ብዌብናር ዘተ ኣካይዶም።…

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምሩኻት ሱዳን ኣብ ኣደባባይ ቀቲሉ ብዝብል ብጦር ሱዳን ዝናፈስ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ “ኣተሓሕዛ ምሩኻት ብዘይተኸተለ መገዲ ወታደራተይ ቀቲሉ” ብዝብል ጦር ሱዳን ዘናፍሶ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ኣብቲ…

ዓለም ለኻዊ ዕቤትን ምስፍሕፋሕን ሃገር በቆል ኢንተርፕራይዛት ኩርዓት ሃገርን ፍልፍል ሃፍቲን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ዕቤትን ምስፍሕፋሕን ሃገር በቆል ኢንተርፕራይዛት ኩርዓት ሃገርን ፍልፍል ሃፍቲን ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ዓለም ለኻዊ ዕቤትን…

ኣብ ስትራቴጂ ሰነድ ምክልኻል ብሄራዊ ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስትራቴጂ ሰነድ ምክልኻል ብሄራዊ ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራል፣ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ካልኦት ኣመራርሓ ፌዴራልምን ክልልን…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር፣ ከንቲባ ኣዳነሽ ኣበቤ፣ ሚኒስተር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬን ካልኦት ላዕለዎት…

ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፍልሲታት ብደቂ ኣንስትዮ ከምዝትከሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፍልሲታት ብደቂ ኣንስትዮ ከምዝትከሉ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ኣፍሊጡ። ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቀዳማይ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ከካይድ ኢዩ።…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ብወገን መንግስቲ ፌዴራል ጉጅለ ተደራዳሪ ሰላም ተሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ብወገን መንግስቲ ፌዴራል ጉጅለ ተደራዳሪ ሰላም ከምዝተሰየመ ተገሊፁ። ሚኒስትር ፍትሒን ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምጥማት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ…