Fana: At a Speed of Life!

ኢራን ዙልጃናህ ዝተብሃለ ሮኬት ጠፈር ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢራን ዙልጃናህ ዝተብሃለ ሳትላይት ዝሽከም ሮኬት ጠፈር ምውንጫፋ ሚዲያ እታ ሃገር ፀብፂቡ። ቴህራን እታ ሮኬት ዘወንጨፈታ ብሄራዊ ናይ ጠፈር ፕሮግራማ ንምስህሕፋሕ ብምዕላም ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ይኹን እምበር ኣሜሪካ ቴህራን ዘወንጨፈታ ሮኬት ንዕላማ…

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሰፊሕ ወፍሪን ስጉምቲን ይውሰድ ኣሎ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሰፊሕ ወፍሪን ስጉምቲን ይውሰድ ኣሎ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቲ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብምግላፅ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ይሰዓር ምህላዉ ስዒቡ ስፍሓትን ኣቀማምጣ ህዝቢን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ህንፀት በዓል 5 ደብሪ መንበሪ ህንፃ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብተለምዶ ጌጃ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ህንፀት በዓል 5 ደብሪ መንበሪ ህንፃ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ህንፀት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን፥ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ፅሬትን ተበፃሕነትን መሰረተ ልምዓታት ብምርግጋፅ ጥንኩር ስርዓትን ሃገርን ክንሃንፅ ኢና – መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬትን ተበፃሕነትን መሰረተ ልምዓታት ብምርግጋፅ ጥንኩር ስርዓትን ሃገርን ክንሃንፅ ኢና ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኦሮሚያ ገሊፁ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት ንማሕበረሰብ ተረባሕቲ ዝገብሩ ዝተፈላለዩ መሰረተ…

ጦር ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ወታደራዊ ናቑጣታት ዩክሬን መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመ ተሓቢሩ። ኣብ ርእሰ ከተማ ዩክሬን ኪየብ ዝተፈፀመ እቲ መጥቃዕቲ፥ ሓደ መንበሪ ኣባይቲ ህንጻን መውዓሊ ህፃናትን ከምዝዓነዉ ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ…

ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብምጥንኻር ዝተረጋገአት ሃገር ንምህናፅ ዝተጀመረ ስራሕ ክቕፅል ኢዩ – ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብምጥንኻር ዝተረጋገአት ሃገር ንምህናፅ ዝተጀመረ ስራሕ ከምዝቕፅል ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። እቶም ኣባላት ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ረብሐኦም ዝተረፎም ውሽጣዊ ልኡኻት ምስ ናይ ደገ ፀላእቲ ብምትሕብባር ኣብ…

ልዕሊ 85 ሺሕ ሊትሮ ቤንዚን ባዕዲ ነገር ሓዋዊሱ እናሸጠ ዝነበረ ኦይል ሊቢያ መከፋፈሊ ነዳዲ ተዓሺጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ከተማ ወናጎ ልዕሊ 85 ሺሕ ሊትሮ ቤንዚን ባዕዲ ነገር ሓዋዊሱ እናሸጠ ዝነበረ ኦይል ሊቢያ መከፋፈሊ ነዳዲ ከምዝተዓሸገ መምርሒ ልምዓት ንግዲን ዕዳጋን እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊት እቲ መምርሒ ወይዘሮ ምስጋና በራሶ፥ መንግስቲ ድሌት…

ተሰዓራይ ናይ ውርሲ ፀገም ከሕምመና እምበር ክስዕረና ኣይግባእን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ተሰዓራይ ናይ ውርሲ ፀገም ከሕምመና እምበር ክስዕረና ኣይግባእን” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዎ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ “ኢትዮጵያ ካብ ነባር ፀገማታ ተላቒቓ ኣብ ጎደና…

ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ኣሜሪካ ዝተውፃእፅኡ 25 ፕሮፌሰራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ኣሜሪካ ዝተውፃእፅኡ 25 ፕሮፌሰራት ከምዝተዛተዩ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ስለሺ ምስቶም ምሁራን ኣብ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ባህላዊን ጉዳያት ጥቕልል ዝበለ…

500 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)500 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። 1 ሚሊየንን 105 ሺሕን 244 ኩንታል ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብቲ ወደብ ክኣቲ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ…