ቀረብ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ዝድግፍ መርሃ ግብሪ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ለውጢ ንምምፃእ ከምዝሓገዘ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ዝድግፍ መርሃ ግብሪ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ለውጢ ንምምፃእ ሓገዝ ከምዝገበረ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ኣኪንውሚ ኣዴሲና ኣብ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 7 ብቪድዮ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ…