Fana: At a Speed of Life!

ሴናተር ኪም ጃክሰን ብናይ ሕሶት ሓበሬታ ደገፍቲ ህወሓት ብምትላል ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘይኮነ ቅዋም ብምውሳደን ይቕሬታ ሓቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ሴናተር ጆርጂያ ኪም ጃክሰን ብናይ ሕሶት ሓበሬታ ደገፍቲ ህወሓት ብምትላል ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተሰሓሓተ ቅዋም ብምውሳደን ይቕሬታ ሓቲተን። እተን ሴናተር ይቕሬታ ሓቲተን ዘለዋ፤ ኣባላት ማሕረሰብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ብዘሰናድኡዎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዓቕሚ ዘይብሎም መኣዲ ኣካፊሎም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዓቕሚ ዘይብሎም ስነስርዓት  ምክፋል መኣዲ ገይሮም ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ፋሲጋን ፆመ ሮሞዳንን እኽኒያት ብምግባር  ንዓቕሚ ዘይብሎም ስነስርዓት  ምክፋል መኣዲ ገይሮም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት…

ኣብ ፕሪምየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ደረጃኣ ዘመሓየሸትሉ ውፅኢት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪምየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጅማ ኣባ ጅፋር 2 ን 1 ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓሻ። ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋዲሳ መብራቴን ሄኖክ ኣየለን ብዘቑፀሩወን ሽቶታት ድሬዳዋ ስዒራ ንኽትወፅእ…

ዩንቨርስቲ ጎንደር ን20 ዓመታት ተቛሪፁ ዝነበረን ኣብ ኣናእሽቱ ቀዳዳታት ጥራሕ ዝህቦም ሕክምና ውሽጢ ኣካል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዩንቨርስቲ ጎንደር ን20 ዓመታት ተቛሪፁ ዝነበረን ኣብ ኣናእሽቱ ቀዳዳታት ጥራሕ ዝህቦም ሕክምና ውሽጢ ኣካል ጀሚሩ። እቲ ሕክምና ከብዲ ከይተጠብሐ ብኣኣእሽቱ ቀዳዳታት ጥራሕ ዝወሃብ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ እስራኤል…

ነበርቲ እታ ከተማ ሕቶ ሰላምን ፀፅታን ንምምላስ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ሰላምን ፀፅታን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምምላስ ብቐረባ ከታተል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ምእታዉ ተገሊፁ። መንግስቲ ፀገም ህዝቢ ንምፍታሕ ምስ ህዝቢ ልዝብ ንኽግበር ብዘቐመጦ ኣንፈት መሰረት ብምግባር ህዝቢ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን…

ጎናዊ ሳዕቤን ደቂ ኣንስትዮ ዝጥቀምኦ ክሬም ቆርበት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ደቂ ኣንትዮ ቆርበት ገፀን ንምፅዕዳው ዝሕግዙ ክሬማት (ቅብኣታት)ይጥቀማ። እቶም ክሬማት ሕጋውያንን ዘተኣማምኑን እንተዘይኮይኖም ግን ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ጥዕናን ቆርበትን ሳዕቤን ከም ዘለዎም ሰብ-ሞያ ይዛረቡ። ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካን…

ሀገራዊ ዓውደ መፅናዕቲ ማዕቐፍ ልምዓት ስፓሽያል ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ክፍሊ ስራሕ ልምዓት ከተማ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር ሀገራዊ ዓውደ መፅናዕቲ ማዕቐፍ ልምዓት ስፓሽያል ጀሚሩ። ኣብቲ ዓውደ መፅናዕቲ፥ ካብ ቢሮታት ትካላት ፕላንን ልምዓትን ክልላት፣…

ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ መወትቲ ልዕሊ 440 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቅድሚ ሒደት መዓልቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ መወትቲ 443 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ግዝኣት ከዋዙሉ-ናታል ቅድሚ ሒደት መዓልቲ ብምኽንያት ዝወቕዐ ዝናብ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅን ምህንዳስ መሬትን ስዒቡ ክልተ…

348 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 348 ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኩሎም ኣወዳት ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። መንግስቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ…