ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ክታበት ጋቪ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2020 ጀሚረን ሻምፒዮን ጋቪ ኮይነን ዝፀንሓ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ክታበት ጋቪ ዶክተር ሴት በርክሌይን ኣብቤት ፅሕፈተን ተቐበሊን ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጋቪን ብዛዕባ ዘሎ ምሕዝነትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ “ኣውሎ ንፋስ ኢያን” ሕይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም 109 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ “ኢያን” ሕይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም 109 በፂሑ። ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሰኣኑ ሰባት እቶም 105 ነበርቲ ፍሎሪዳ ከምዝኾኑ ሲ ኤን ኤን ፀብፂቡ፡፡ ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሩ ብምኽንያት ምግማስ መሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። ብዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝተሰናደአ እቲ መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም÷ ደጀንነት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾ ተገሊፁ፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቐፃሊ ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባብታት ቅልጡፍ ስራሕ ክስራሕ ከምዝግባእ ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣተሓሳሲቦም Desta Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ዓፋር ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባብታት ዝሓሸ ቅልጡፍ ስራሕቲ ምክልኻል ክስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣተሓሳሲቦም፡፡ ኣብ ክልል ዓፋር ብውሕጅ ዘጋጥሙ ሓደጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኢንኮሞኮን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣገልግሎት ምምኻርን ስልጠናን ብመሃብ ምስ ዝፍለጥ ኢንኮሞኮ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ትካል ኣማኻሪ ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ዝኾነ ኢንኮሞኮ÷ ኣብ ስደተኛታት ትኹረት ገይሩ ዝሰርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንግዶት ሕብረት ኣፍሪካ መንግስቲ ቅድመ ሐዚ ዘቕረቦም ቅዋማት ዝሓለወ ኢዩ-መንግስቲ Desta Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ሓበሬታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ ሕብረት ኣፍሪካ ዘተ ሰላም ዝመርሑ ኣካላት፣ ዕለትን ቦታን ብምግላፅ እቲ ዘተ ሰላም ንክጅመር ዕላዊ ፃውዒት ኣቕሪቡ ኣሎ ኢሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ሓድነት ንኽጥንክር ኢትዮጵያ እናተፃወተቶ ትርከብ ሓላፍነት ክትቅፅለሉ ኢያ – ቢቂላ ሁሪሳ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ሓድነት ንኽጥንክር ኢትዮጵያ እናተፃወተቶ ትርከብ ሓላፍነት ክትቅፅለሉ ኢያ ክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም። ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ቡሩንዲ ዝተሰናደአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ደቡብ ወሎ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 41 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Desta Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ደቡብ ወሎ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 41 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ኣብቲ ዘባ ካብ ዘለዋ ኩለን ወረዳታትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተኣከበ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ቤት መኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ብምዃን ተመሪፃ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ቤት መኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ብምዃን ተመሪፃ። 193 ሃገራት ብኣባልነት ዝሓዘ እቲ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል ጉባኤኡ ኣካይዱ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ…
ቢዝነስ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ካቢኔ ከተማ ድሬዳዋ ዘቲየን Desta Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ካቢኔ ከተማ ድሬዳዋ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ዕድል ስራሕን ሰላም ኢንዱስትሪን ዝጠመቱ ዛዕባታት ብዝምልከት ልዝብ ከምዝተገበረሉ ተዛሪበን።…