ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ንኩለመዳይ ህንፀት ሃገር ንዝግበር ፃዕሪ ግድኡ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ንኩለመዳይ ህንፀት ሃገር ንዝግበር ፃዕሪ ግድኡ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ። ንሓሙሽተ መዓልቲ ዝፀንሕ ኣኼባ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ፡፡ ወለዶ በዓል ዋና ሃገር ስለዝኾነ ንእዋኑ ፀገም እታ ሃገር መፍትሒ ክኸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያ ኮሚኒኬሽን ቅኑዕ፣ እዋናዊን ህፁፅን ሓበሬታ ንሕብረተሰብ ንከብፅሑ ትፅቢት ይግበረሎም Desta Apr 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኮሚኒኬሽን ቅኑዕ፣ እዋናዊን ህፁፅን ሓበሬታ ንሕብረተሰብ ንከብፅሑ ትፅቢት ይግበረሎም ተባሂሉ። ካብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያን ኣመራርሓን ኮሚኒኬሽን ኣብ ማእኸል ስልጠና ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንረቀቕቲ ሕጊታት ‘ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ.3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንረቀቕቲ ሕጊታት 'ኤች ኣር 6600'ን 'ኤስ.3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ። ኣብ ፊት ንፊት ዋይት ሃውስ ዝተኻየደ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት ንኢትዮጵያን ኢትዮጵያውያንን ዝጎድኡ ስለዝኾ ክፀድቁ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ሻምፒዮና ቴኳንዶ ኣፍሪካ ኮይና Desta Apr 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ሻምፒዮና ቴኳንዶ ኣፍሪካ ኮይና። ንክልተ መዓልታት ኣብ ማእኸል ትምህርቲን ስልጠናን ስፖርት ራስ ሃይሉ እንትካየድ ዝነበረ ሻምፒዮና ተዛዚሙ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ብክልቲኡ ፁታ 24 ወርቂ፣ 23 ብሩርን 33 ነሓስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ስራሕ ንምዝማን እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት መፈልፈሊ ሓይሊ ዝተፈላለዩ ናይ ንምዝማን ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣፈፃሚ ስራሕ ኦፕሬሽን መፈልፈሊ ሓይሊታት እቲ ትካል ኣይተ እያየሁ ሁንዴሳ ከምዝገለፁዎ፥ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ስራሕቲ ብዘበናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ንሰብኣዊ ልኡኽቶ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ንሰብኣዊ ልኡኽቶ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ኢዩ። 1 ዓመትን 6 ወርሒን ዘቑፀረ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጎንፂ ካብ ዝቕስቀስ ንደሓር ኣብ ትሕቲ ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት እስራኤል ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ምስ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝጀመርናዮ ፃዕሪ ፍሪያት ኣቮካዶ ውፅኢታዊ ኮይኑ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Apr 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝጀመርናዮ ፃዕሪ ፍሪያት ኣቮካዶ ውፅኢታዊ ኮይኑ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንባዕልትና ብምግቢ ንምኽኣል፣ ኣብ ስንዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ውሕመ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣበ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ዝቕፅል ምዃኑ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ናይ ኢትዮጵያ ቢሮ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መተሓባበሪ ቢሮ ሚሼል ሳድ ምስ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰናይ ምሕዝነት ዘላቒ ዝኸውን ኣብ ምክብባር ዝተመርኮሰ ማዕርነት እንህሉ ኢዩ – ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምሕዝነት ዘላቒ ዝኸውን ብክልቲኦም ወገናት ኣብ ምክብባር ዝተመርኮሰ ማዕርነት እንህሉ ኢዩ ክብሉ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ገሊፆም። ኣብ ጉዳይ ስልጣነታት ኣፍሪካ ቻይና ዘተኮረ ዘተ ኣብ ቻይና ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይትስ ዎችን ብሓባር ዘውፅኡዎ ፀብፃብ ከምዘይቕበሎ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይትስ ዎችን ብሓባር ዘውፅኡ ፀብፃብ ከምዘይቕበሎ ገሊፁ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ነቲ ፀብፃብ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ “ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይትስ ዎችን…