ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ ቀዳማይ ዓመት 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ ቀዳማይ ዓመት 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ምምሕዳር ከተማ መሬት ፍትሓዊ ብዝኾነ ኣግባብ ንልምዓት ንምውዓል 89 ዝኾኑ ቦታታት ንመንበሪ፣ ንንግዲን ንሕውስዋስ…