ብፀገም ፀፅታን ቀረብ ሓይሊን ስራሕ ዘቋረፁ 2 ሺሕ ዝኾኖኑ ኢንተርፕራይዛት ስራሕ ንምጅማረ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብፀገም ፀፅታን ቀረብ ሓይሊን ስራሕ ዘቋረፁ 1 ሺሕ 929 ኢንተርፕራይዛት ስራሕ ንምጅማረ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈጻፅማ ስራሕ ዝሓለፉ…