ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ቱርኪ ሁሉሲ ኣካር ተዛቲዮም Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ቱርኪ ሁሉሲ ኣካር ተዛቲዮም ብፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ተርኪ ኣብ ዘዳለዎ ወተሃደራዊ ልምምድ EFES 2022 ንምስታፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 2 ሺሕን 50 ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ከምዝተጣየሻ ተገሊፁ Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 2 ሺሕን 50 ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ከምዝተጣየሻ በዓል መዚ ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ገሊፁ። እቲ በዓል መዚ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክሳብ ሐዚ ብሓፈሻ 4 ሺሕ ትካላት ተመዝጊበን ኣብ ስራሕ ይርከባ ኢሉ። ዋና…
ቢዝነስ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 169 ኢንተርፕራይዛት ናብ ማእኸላይ በርኪ ኣሰጋጊሩ Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 169 ኢንተርፕራይዛት ናብ ማእኸላይ በርኪ ኣሰጋጊሩ። መርሃ ግብሪ መበል 11 ሽግግር ኢንተርፕራይዛት ሎሚ ኣብ ኢሊሊ ሆቴል ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ “ሽግግር ኢንተርፕራይዛት ንኢንዱስትሪ መሰረት” በዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ ዋና ኦዲተር ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ብምዃን ተሸይመን Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ ዋና ኦዲተር ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ብምዃን ተሸይመን ብተወሳኺ ኣይተ ኣበራ ታደሰ ኢትቻ ምክትል ዋና ኦዲተር ብምዃን ከምዝተሸሙ ተገሊፁ። እቶም ተሸየምቲ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብምቕራብ ቃለ ማሕላ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሶማሊያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብምዃን ዝተመሩ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ በዓለ ሹመቶም ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ። ኣብ ሞቃድሾ ኣብ ዝካየድ ስነ ስርዓት መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ክርከቡ ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ብምዃነ ተሸይሞም Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ብምዃነ ተሸይሞም። ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሚኒስትር ዴኤታ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ብምዃን ኢዮም ተሸይሞም። ክሳብ 30…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቱርኪ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢታማዡር ሹም ሰራዌት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ቱርኪ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ መንግስቲ ቱርኪ ኣብ ዘሰናድኦ ኢ ኤፍ ኢ ኤስ 2022 ኣብ ዝተብሃለ ወታደራዊ ልምምድ ንምስታፍ ኢዩ ናብ ቱርኪ ኣትዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንነትን ፀፅታን ብምዝታይ ካብ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንነትን ፀፅታን ብምዝታይ ካብ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ዝተውሃበ መግለፂ ዝተኸበርኩም ህዝቢታ ሃገርና፣ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት፣ ቅድሚ ሓደ ወርሒ፣ 14 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም፣ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብዕምቆት ምግምጋሙ ይዝከር፡፡ ኣብ ግምገምኡ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲባል ጥበባትን ባህሊን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰሉስ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲባል ጥበባትን ባህሊን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰሉስ ብዕሊ ከምዝጅመር ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሚኒሰስቴር ጉዳያ ወፃኢን ብሓባር ኣብ ዘሰናድኡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ፥ ኣብቲ ፌስቲቫል…
Uncategorized 1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 68 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 753 ደቂ ተብዕትዮን 209…