ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሸጢ ዋጋ ፀባ ተራኢዩ ብዘይፈልጥ ኩነታት ምውሳኹ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ፀባ ተራኢዩ ብዘይፈልጥ ኩነታት ምውሳኹ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ገሊፆም። ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ቅሬትኦም ዘቕረቡ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፥ ምስ ምውሳኅዋጋ ፀባ ተተሓሒዙ ብፍላይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ፅሬት ዘለዎ ፀባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያን ቱርኪን ካብ ዩክሬን እኽሊ ናብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምብፃሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስትራት ምክልኻል ሩሲያን ቱርኪን ካብ ዩክሬን እኽሊ ናብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምብፃሕ ኣብ ዝከኣለሉን ኣብ እዋናዊን ኩነታት ኣድሂቦም ዘቲዮም። ካብ ወርሒ ለካቲት ጀሚሩ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ካብተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንኩለን ተፋሰስ ሃገራት ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ኢላ ከምትኣምን ታንዛኒያ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ታንዛኒያ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንኩለን ተፋሰስ ሃገራት ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ኢላ ከምትኣምን ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳሚያ ሱሉሁ ተዛሪበን፡፡ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ሽብሩ ማሞ ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ኣቕሪቦም፡፡…
ስፓርት መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተጀሚሩ Desta Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሪሺየስ ዝካየድ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተጀሚሩ። ኣብቲ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ 28 ደቂ ኣንስቲዮ ዝርከበኦም 54 ኣትሌታት እተሳትፍ እንትትኮን፥ ኣብ መኽፈቲ ዕለት እቶም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለዩ መፃረዪ ውድድራት ክካፈሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ብቐፃልነት ዝቐርበሉ ዘሎ ኩነታት ንኢዳ Desta Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ብቐፃልነት ዝቐርበሉ ዘሎ ኩነታት ንኢዳ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብሓፈሻ ኣብ ክልልት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ደገፍ ንዝደሊዩ ዝቐርበሉ ዘሎ መገዲ ከምእትንእድ ኢዩ ኣፍሊጡ። ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓይሊታት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ከተማ ሴቬሮዶኔስክ “ዝኸፍአ” ኲናት የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ Desta Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓይሊታት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ከተማ ሴቬሮዶኔስክ ዝኸፍአ ዝተብሃለ ኲናት የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ከተማ ሴቬሮዶኔስክ ንምሓዝ ኣብ ዝግበር ዘሎ ኲናት ቅድመ ሐዚ ኣብ ምብራቕ ዩክሬን ካበ ዝተኻየደ ኲናት እቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ተሓቢሩ። ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር ምምሕያሽ ታሪፍ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር ምምሕያሽ ታሪፍ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ዕላዊ ምግባሩ ገሊፁ። እቲ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ ዘሎ ዓለም ለኸ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ መሰረት ብምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ። በዚ ድማ ኣብታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል በጀት ዓመት 9 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ዕብየት ንምምዝጋብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል በጀት ዓመት 6 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ዕብየት ንምምዝጋብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ነቲ ዘጋጠመ ናህሪ ዋጋ ንምፍታሕ ሓፂር፣ ማእኸላይን ነዊሕን ኣንፈታት ስጉምቲ ንምውሳድ ዓሊሙ ይሰርሕ ኣሎ-ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ Desta Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ተዛቲዩ። ካብ 2011…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ይዛተ ኣሎ Desta Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ይርእይ ኣሎ።…