ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሃገር ቦቀል ፍሪያት ኣፍልጦ ክንህብን ክነተባብዕን ይግባእ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገር ቦቀል ፍሪያት ብዘረባ ጥራሕ ዘይኮነስ ፍሪያቶም ብምዕዳግ ኣፍልጦ ክንህብን ክነተባብዕን ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። መበል 12 ኤግዚብሽን ሰሙን ቴክኒክን ሙያን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ እተን ከንቲኣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 195 ሚሊየን ዶላር ገይሩ Desta Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 195 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። እቲ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ብብርኪ ሃገር ተበፃሒ ንምግባር ንዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ዝውዕል ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ ብሰንኪ ጉንፂ ጉድኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ድሬዳዋ ምስ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኣካላት ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ድሬዳዋ ምስ ዝርከቡ ኣቦታት ሃይማት፣ ዓበይቲ ዓዲን ኣባ ገዳታትን ተዛቲዩ። እቲ ዘተ እቲ ኮሚሽን ኣናካየዶ ዝርከብ ተግባር ብምምዝጋብ ኣብ ቀፃሊ ሓቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምርድዳእ ንምፍጣር ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ወረዳ ድባጤ ዝርከብ መሰልጠኒ ማእኸል ሸኔ ኣዕኒዩ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ድባጤ ዝርከብ መሰልጠኒ ማእኸል ሸኔ ከምዘዕነዎ ኮሎኔል መኮንን ፀጋዬ ገሊፆም። እቶም ኮሎኔል ከምዝገለፁዎ፥ ካብ 17 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ሰራዊት ምክልኻል ብዝሰርሖ ስርሒት ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለበዳ ሕማም ዓሶ እናወሰኸ ስለዝኾ ሕብረተሰብ ኣድላዪ ጥንቃቐ ክገብር ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ሕማም ዓሶ እናወሰኸ ስለዝኾ ሕብረተሰብ ኣድላዪ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ብምዃን ኣብ ለበዳ ሕማም ዓሶ፣ ቫይረስ ኮሮናን ዓበቕ ህበይን ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓልሴ ዝተመዛበሉ ወገናት ምሕጋዝ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታትን እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ካውንስለር ኤምባሲ ጣሊያን ኣሪያና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕና ንክልል ትግራይ ዘድልዩ ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን ምቕራብ ከምዝቐፀሉ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ምስ መሓዙት ትካላት ብምዃን ናብ ክልል ትግራይ ዝተዋደደ ቀረብ ኣገልግሎት ጥዕናን ስነ-ምግቢን ምቕራብ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒቴር ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብሃፍቲ ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ብሓር ንምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ዘድሃበ ልዝብ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብሃፍቲ ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ብሓር ንምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ዘድሃበ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ኤምባሲ እንግሊዝ ዘሰናደኦ ልዝብ፥ ማሕበረሰብ ንግዲ ምቅርራብን ሓቢሮም ምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታትን ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ናብ ትግራይ ተላኢኹ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚንስቴር Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ናብ ትግራይ ከምዝተለኣኸ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚነሲትር ኣፍሊጡ። ከም ኣገላልፃ እቲ ሚኒስቴር 87 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ልዕሊ 783 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲን እውን ተላኢኹ ኢዩ። ፕሬስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ባንኪ ዓለም ሓገዝ 210 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቆላማ ከባቢታት ማይ ከርሰ ምድሪ ንምልማዕን ኣብ ረብሓ ንምውዓልን ዘኽእሉ 210 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ካብ ባንኪ ዓለም ረኺባ። እቲ ሓገዝ ሕፅረት ዝናብ ኣብ ዘለወን ከባቢታት ማይ ከርሰ ምድሪ ንምልማዕን ሳኒቴሽን መስተ ማይን…