ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 110 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 110 ሚሊየን 66 ሺሕ ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተፈላለዩ ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ብዝገበሮ ክትትል ኢዮም 87 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኣተውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ኣዲስ ህንፀት ንግዲን መንበሪ ገዛን ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ኣዲስ ህንፀት ንግዲን መንበሪ ገዛን ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን። ከንቲባዋ አጠቃላይ 36 ቤቶች ግንባታ ያስጀመሩ ሲሆን÷ ከእነዚህም ውስጥ 28 የንግድ ቤቶች እና 8 መኖሪያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ተጠቃዕቲ ስጋ ደዌ ዝኾኑ ኣባላት ማሕበረሰብ ተጠቀምቲ ዝገብር ሕድሳት ገዛ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ዝነብሩ ተጠቃዕቲ ስጋ ደዌ ዝኾኑ ኣባላት ማሕበረሰብ ተጠቀምቲ ዝገብር ሕድሳት ገዛ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን። ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ቅድሚ ክረምቲ ተዛዚሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓተ ፅሕፈት ዝተመዓራረየሎም 53 ቋንቋታት ናብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓተ ፅሕፈት ዝተመዓራረየሎም 53 ቋንቋታት ናብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝኣተዉ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። ካልኣይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ቋንቋታት ትርጉምን መተርጎማይነትን ኣብ ኣዳማ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ይሳለጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዎም ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ዑደት ተኻይዱ Desta Jun 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ጥዕና ሩዋንዳ ዶክተር ዳንኤል ኔሚጄን ኣብ ቅዱስ ጳውሎስ ሆስፒታል ሚሊኒዬም ኮሌጅ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ኣወሃህባ ኣገልግሎትን ፕሮግራማት ትምህርቲ ሕክምናን እቲ ሆስፒታል ተዓዚቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ እምነ ኩርናዕ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ጃራ ኣባገዳ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝውዕሉ ህንፃታት ኣንቢረን Desta Jun 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ አምነ ኩርናዕ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ጃራ ኣባገዳ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝውዕሉ ህንፃታት ኣንቢረን። እቲ ህንፃታት፥ መምሃሪ ከፍሊታት፣ ምምሕዳር፣ ንግልጋሎት ላይብረሪን ላብራቶሪን ዝውዕሉ ኢዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ከስእነና ዝኽእል ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ክንከላኸሎ ይግባእ-ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይ Desta Jun 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ መናእሰይ ከስእነና ዝኽእል ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ክንከላኸሎ ይግባእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ብሰባት ናይ ምንጋድን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ ምሽጋር ገበን ናይ ምክልኻለን ምቁፅፃርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኮሚቱ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ሶማሌ ን1 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቱ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ሶማሌ ወረዳ ቱሊጉሌድ ን1 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዘርኢ ምሸላ ባሕሪ ምሸላን ዘካተተ እንትኸውን፥ ኣብቲ ክልል ንዝርከቡ 4 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ምክፍፋል ስርናይ እናካየደ ከምዝኾነ ካብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ Desta Jun 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ። እቲ መድረኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝመርሕዎ እንትኸውን፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ 10 ኣዋርሕ እተን ኣብያተ ብዝምልከት ኢዩ ዝግምገም ዘሎ። ነቲ ፀብፃብ ዘቕረባ ሚኒስትር ፕላንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ናይጀሪያ ኣብ ቤተክርስቲያን ብተፈጸመ መጥቃዕቲ ህይወት 50 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይጀሪያ ኣብ ዝርከብ ቤተክርስቲያን ካቶሊክ ዕጡቓት ብዝፈጸሙዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ህይወት 50 ሰባት ሓሊፉ ተገሊፁ። ሰብ መዚ እታ ግዝኣት ከምዝሓሩዎ፥ ዕጡቓት ነቲ ተግባር ዝፈፀሙዎ፤ ምእመናን ቅዲስ ፍራንሲስ ኣብ ውሽጢ ዝተብሃለ ቤተክርስቲያን…