ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊሊፕንስ ሕብረት ኣውሮፓ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ተቐባልነት የብሉን ኢላ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ተፈፂሙ ኢዩ ብምባል ክዘራረበሉ ቆፀሮ ዝሓዘሉ ውሳነ ሓሳብ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣብ ጄኔቫ ዝርከብ ቀዋሚ ልኡኽ ፊሊፒንስ ኣብ ውድብ ሕበሩራት መንግስታት ኤቫን ጋርሽያ ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀፃሊ ሽቶና ዘላቒ ሰላምን ብምርግጋፅ ኩለመዳይ ልምዓትን ምዕባለን ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ክኸውን ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ ሽቶና ዘላቒ ሰላምን ብምርግጋፅ ኩለመዳይ ልምዓትን ምዕባለን ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ክኸውን ይግባእ ክብሉ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ብምትኳር ምስ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ንስድራ ዘመትቲ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ንስድራ ኣብ ወፍሪ ህልውና ሃገር እናተሳተፉ ዝርከቡ ዘመትቲ ሎሚ መዓልቲ ሓገዝ ገይሮም። እቶም ኣመራርሓታት ካብ ኣዲስ ኣበባ ኩለን ክፍለ ከተማታት ንዘተውፃፅኡ 220 ስድራ ዘመትቲ ንሕድሕዶም 50 ኪሎ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ መዓድን 241 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ መዓድን 241 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር መዓድን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ምስ ዘሎ ሃገራዊ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉባኤ ቱርክ ኣፍሪካ ንምስታፍ ኢስታንቡል ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ ቱርኪ ኣምሪሖም ዘለዉ፥ ኣብ ሰሳልሳይ ጉባኤ ቱርኪ ኣፍሪካ ንምስታፍ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢስታንቡል እንትበፅሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኣንጎላ ኣምሪሐን Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኮትዲቯ ዝነበረን ፃንሒት ዛዚመን ናብ ኣንጎላ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዝህልወን ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ጆ ማኑዌል ሎሬንሶ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምኡ እው እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ…
ኮሮናቫይረስ ቻይና ሓዱሽ ዝተወለዐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ሰሙን ክትቆፃፀሮ ከምትኽእል ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ሓዱሽ ዝተወለዐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ሰሙን ክትቆፃፀሮ ከምትኽእል ሰብ ሞያ ጥዕና እታ ሃገር ገሊፆም። ኣብ ሻንጋይ በዓል ሞያ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝኾኑ ዣንግ ዌንሆንግ፥ ቻይና ኣብታ ሃገር “ዜሮ ኮቪድ ፖሊሲ” መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ’ፃዊዒት ሓደ ሚሊዮን ናብ ኢ/ያ’ ናውቲታት ጥዕና ሓገዝ ምግባር ዘኽእል ወፍሪ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ሓደ ሻንጣ ንወገነይ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተጀመረ ምንቅስቃስ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ዲያስፖራታት ሓገዝ መድሓኒት ሒዞም ንክመፅኡ ዝክእል ዕላማ ዘለዎ ወፍሪ ከምዝተጀመረ ግዜኢ ካብ መታሓባበርቲ ወፍሪ ’የኣክል’ #NoMore’ ዝረኸቦ ሓበሬታ ፀብፂቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር ሓገዝ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር 15 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳንዲካን ደበበ ንርእሰ ምመሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ታክሲን ሚኒባሳትን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ታክሲን ሚኒባሳትን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ቢሮ መንገዲን መጓዓዝያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ ብመሰረት…