ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ዝዓደጎም 12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ቀደብ ጅቡቲ ኣጓዓዒዙ ከምዝዛዘመ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ዝዓደጎ ልዕሊ 12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ቀደብ ጅቡቲ ኣጓዓዒዙ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።
ናይ መወዳእታ 10ይ ዙር 500 ሺሕ ኩንታል ዩሪያ ዘበናዊ…