ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 20 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 20 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 13 ሺሕን 260 ዝኾኑ መፃሕፍቲ ናይ ታሪኽ፣ ቋንቋ፣ ጥበብን ባህሊን ከምዝኾኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ከቢድ ዝናብ ስለዝህሉ ካብ ብሕዚኡ ካብ ሓደጋ ውሕጅ ጥንቃቐ ክግበር ይግባእ – ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂ Gebremariam Weldegerima May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ሓደጋ ውሕጅ ከስዕብ ዝኽእል ከቢድ ዝናብ ስለዝህሉ ካብ ብሕዚኡ ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ጥንቃቐ ክግበር ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብዚ ሰሙን ዝተርኣየ መጠን ሙቐት ካብ…
ቢዝነስ ኢምፓክ ኮርፖሬሽን ጃፓን ካብ ኢትዮጵያ ዘእትዎ ዕምበባ ፅገሬዳ ብሓሙሽተ ዕፅፊ ክብ ከብሎ ኢዩ Desta May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢምፓክ ኮርፖሬሽን ጃፓን ካብ ኢትዮጵያ ዘእትዎ ዕምበባ ፅገሬዳ ብሓሙሽተ ዕፅፊ ክብ ከብሎ ኢዩ። ኣምባሳደር ኢትትዮጵያ ኣብ ጃፓን ተፈራ ደርበው፥ ምስ ኣቦ መንበርን ፕሬዚዳንትን ኢምፓክ ኮርፖሬሽንን ሄኪሮ ሞሪሽጌ ተዛቲዮም። ሄኪሮ ሞሪሽጌ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ቱርኪ መህመት ሙስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ቱርኪ መህመት ሙስ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ካልኦት ዘፈራትን ዘለዎም ርክብ ንምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት ኣድሂቦም፡፡ ሚኒስትር መዓድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢትዮጵያ ንኽሕግዝ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢትዮጵያ ንኽሕግዝ ተሓቲቱ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ሚኒስትር ዶክተር በለጠ ሞላ፥ ጄነቫ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተረኺቦም ምስ ዋና ፀሓፊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ኣብታ ዓዲ ተነቢሩ ዝፀንሐ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ Desta May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ቅድሚ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብታ ሃገር ተነቢሩ ዝፀንሐ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ። ኣብ ሱዳን እቲ ፕሬዚዳንት ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምልዓሎም፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2019…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንድሕንነት ህዝቢ ተባሂሉ ዝተጀመረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝኾነ ይኹን ውሽጣን ደጋዊን ፅዕንቶ የብሉን – ዶክተር ይልቃል ከፋለ Gebremariam Weldegerima May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተጀመረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝኾነ ይኹን ውሽጣን ደጋዊን ፅዕንቶ ዘይብሉን ቀንዲ ዕላምኡ ንምኽባር ድሕንነትን ሰላምን ህዝቢ ተባሂሉ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። ሰላም ንኹሉ መሰረት ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባንኪታት ኢትዮጵያ ብዘነፃፀረ ገበን ምጭብርባር ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ከም“ዝተመዝበረ” ተገሊፁ Desta May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ብዘነፃፀረ ገበን ምጭብርባር ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ከም“ዝተመዝበረ” መፅናዕቲ ሚኒስቴር ፍትሒ ተገሊፁ። ካብ 2009 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ እቲ መፅናዕቲ ልዕሊ 370 ቢሊየን ብር ኣብ ባንኪታት…
ጥዕና ዓበቕ ህበይ ብማእኸላይ ብርኪ ስግኣት ዓለም ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓበቕ ህበይ ብማእኸላይ ብርኪ ስግኣት ዓለም ከምዝኾነ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ። እቲ ቫይረስ ንከቢድ ሕማም ተቓላዕቲ ናብ ዝኾኑ ህፃናትን ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሞም ናብ ዝተዳኸመ ክፋላት ሕብረተሰብን ድሕሪ ምልብዑ ኢዩ ከምዚ ተባሂሉ። ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ሪፈራል ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒሊክ መሪቖም Desta May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ሪፈራል ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒሊክ መሪቖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ አወን ተረኺበን። ቅድም ኢሉ ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላት…