ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ መዓርግ ምክትል ሓለቓ ሚኢቲ ንዝረኸቡ ተመረቕቲ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ መዓርግ ምክትል ሓለቓ ሚኢቲ ንዝረኸቡ ተመረቕቲ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቶም…