ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላማዊ ሰልፊ ምንቅስቓስ ወፍሪ “የኣክል (#NoMore) ኣብ ጃፓን ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላማዊ ሰልፊ ምንቅስቓስ ወፍሪ “የኣክል” (#NoMore) ኣብ ጃፓን ተኻይዱ፡፡ እቲ ሰልፊ#ይኣክል ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ፊት ንፊት እዩ ተኻይዱ። ኣብ ጃፓን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብቲ ሰልፊ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሸናን ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣንፆኪያን ዜጋታት ብጅምላ ጨፍጪፉ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሸናን ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣንፆኪያን ዜጋታት ብጅምላ ከምዝጨፍጨፈ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቶም መጥቃዕቲታት ትኽክለኛ መንነት እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ዝገለፀ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ትካላት ይጥቀምሎም ብዝነበሩ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ልዕሊ ብር 32 ቢሊዮን ናይ ሕሶት ዕዲጊት ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ትካላት ይጥቀምሎም ብዝነበሩ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ልዕሊ ብር 32 ቢሊዮን ሓሰተኛ ዕዲጊት ከምዝተፈፀመ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብዚ ሰሙን 63 ዘይሕጋዊ ትካላትን ኣብ ዘይሕጋዊ ዕላማ ይውዕሉ ዝነበሩ 20 መመዝገቢ መሸጣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣሜሪካ ሎስ አንጀለስ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምትእኽካብ እቶት ብኩናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 640 ሺህ ዶላር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ሎስ አንጀለስ ኣብ ሓደ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምትእኽካብ እቶት ብኩናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 640 ሺህ ዶላር ተኣኪቡ፡፡ ቅድሚ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምትእኽካብ እቶት÷ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍፁም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉጅለ ዕጡቕ ሸኔ ክመሓላለፍ ዝነበረ ልዕሊ 2 ሺሕ ጠያይቲ ብሬን ኣብ ከተማ ኣለም ገና ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ኣዋሽ ኣርባ ብዝገበረ ናይ ገዛ መኪና ብምሕባእ ንጉጅለ ዕጡቕ ሸኔ ክመሓላለፍ ዝነበረ 2 ሺሕን 560 ጠያይቲ ብሬን ተታሒዙ። እቲ ጥይት ኣብ ከተማ ኣለም ገና ከምዝተትሓዘ ዚዩ ተሓቢሩ ዘሎ። ሕብረተሰብ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት ተገይሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዘመትቲ ቤተሰብ ዝራእቲ ዝእክቡ 30 ሺሕ መምራንን ተምሃሮን ምፍናው ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዘመትቲ ቤተሰብ ዝራእቲ ዝእክቡ 30 ሺሕ ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲ ምፍናው ይግበር ኣሎ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ንዝተወሰነ እዋን ትምህርቲ ተዓፅዩ ዝራእቲ ዘመትቲ ሓረስቶት ንኽእከብ ውሳነ ምሕላፉ ይዝከር፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉምሩክን ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ኤርፖርት ጉምሩክ ኣዲስ ኣበባን ንሰራዊት ምክልኻል ዘደለዉዋ ድጋፍ ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክን ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ኤርፖርት ጉምሩክ ኣዲስ ኣበባን ንሰራዊት ምክልኻል ዘዳለዉዎ ድጋፍ ኣረኪቦም፡፡ እቲ ኮምሽን ብር 602 ሽሕ ግምት ዘለዎ ብዓይነትን ብር ሓደ ሚሊየን ብጥረ ገንዘብን ድጋፍ ዝገበሩ እንትኾኑ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓይሊ ፀላኢ ኢዱ ንኽህብ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ስዒቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢዶም ይህቡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓይሊ ፀላኢ ኢዱ ንኽህብ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ስዒቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢዶም ይህቡ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ኣቕኒዖም ጦር ወገን ንምምራሕ ካብ ዝጀመሩሉ እዋን ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ፅባሕ ሰንበት ሰላማዊ ሰልፊ ከካይዱ እዮም Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ንግበረ ራዕዲ ህወሓት ብምኹናን ፅባሕ ሰንበት ሰላማዊ ሰልፊ ከካይዱ እዮም። እቲ ሰልፊ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ኣብ ኵናት ዝርከቡ መናእሰይ ትግራይ ኢድ ንኽህቡን ዘተሓሳስብ መልእኽቲ ዘለዎ እዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፈሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝተዛበዐ ፀብፃብ ምውፀኦም ቀፂሎም Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፈሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝተዛበዐ ፀብፃብ ምውፀኦም ቀፂሎም። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ባይታ…