ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ጎንፂታት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ርኡይ ታራ ኣለዎ – ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ጎንፂታት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ርኡይ ታራ ኣለዎ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ሲንድብጀርግ ገሊፀን።
ኣምቫሳደር ኪራ ስሚዝ ሲንድብጀርግ፥ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ብዘተ ንምፍታሕ…