ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ኣብ መብዛሕቲኦም ከባቢታት ኢትዮጵያ፤ ካብ ቀሊል ክሳብ ማእኸለዋይ መጠን ዘለዎ ዝናብ ትፅቢት ይግበር – ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ኣብ መብዛሕቲኦም ከባቢታት ኢትዮጵያ ካብ ቀሊል ክሳብ ማእኸለዋይ መጠን ዘለዎ ዝናብ ትፅቢት ከምዝግበር ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝላኣኾ መግለፂ ከምዘፍለጦ፥ እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ…