Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገርን ሓድነት ህዝቢን ንህቀኑ ተግባራት ከምዘይዕገስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ መግለፂ ቅዋም ኣውፂኡ። ኣብ መግለፀ ቅዋሙ ድማ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘይሻራዊ ይኹን እምበር፥ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገርን ሓድነት ህዝቢን ንህቀኑ ተግባራት…

ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ተምሃሮ ናብ ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ወፍሪ #የኣክል ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ተምሃሮ “ንሕና ተምሃሮ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ንቃወም” ብምባል ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ወፍሪ #የኣክል ኣካይዶም። ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ ዝርከባ ኣቢያተ ትምህርቲ ዝተውፃፅኡ ልዕሊ 20 ሺሕ ዝኾኑ ካብ 7ይ ክፍሊ…

ነበርቲ ደርሳ ጊታ እቲ ጁንታ ወራር ፈፂሙ ኣብ ዝፀንሐሎም እዋናት ልዑል ጉድኣት ከምዘብፀሐ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ኣደኣር ነበርቲ ደርሳ ጊታ እቲ ጁንታ ወራር ፈፂሙ ኣብ ዝፀንሐሎም እዋናት ልዑል ጉድኣትን ዕንወትን ከምዘብፀሐ ተዛሪቦም። ኣብ ክልል ዓፋር ብዝተፈላለዩ ከባቢታት ጁንታ ሸሊኹ ብምእታው ወራር ኣብ ዝፈፀመሎም ከባቢታት ኣብ ልዕሊ…

230 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት ፕሮጀክት ፅይ መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ወሊሶ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)230 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት ፕሮጀክት ፅይ መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ወሊሶ ስራሕ ጀሚሩ። ህንፀት እቲ ፕሮጀክት፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋን ኣጀሚሮምዎ።…

ትዋግኡ ዘለኹም ንግበረ ራዕዲ ጥራሕ ዘይኮነስ ገናሕቱ እውን ኢዩ – ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ትዋግኡ ዘለኹም ንግበረ ራዕዲ ጥራሕ ዘይኮነስ ገናሕቱ እውን ኢዩ” ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ኣብ ግምባር ጭፍራ ተረኺቦም ንኣባላት ሰራዊት…

ንዝተወሰነ እዋን ትምህርቲ ተዓፂዩ ዝራእቲ ዘመትቲ ንኽእከብ ውሳነ ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንወፍሪ ህልውና ደጀን ንኽኸውን ትምህርቲ ካልኣይ ብርኪ ካብ 27 ሕዳር ክሳብ 3 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ዕፁው ንኽኸውን ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ዕላዊ ከምዝገበሩዎ፥ ትምህርቲ ኣብ…

ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ምክልኻል ለውጢ ንብረት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ለውጢ ከባቢ ኣየር ብተፈጥሮኣዊ ስነ-ምህዳር ከምኡ እውን ኣብ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዕቤት ልዑል ፅዕንቶ እናብፀሐ ከምዝኾነ ይዝረብ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ዳካር…

ከተማ ሸዋሮቢት ኣገልግሎት መብራህቲ ምርካብ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናፃ ዝወፅአት ከተማ ሸዋሮቢት ኣገልግሎት መብራህቲ ምርካብ ከምዝጀመረት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት ህፁፅ ፅገና እናገበረ ከምዝኾነ መካየዲ ስራሕ ክፍሊ ርክብ ህዝቢ…

ኣብ ግምባር ምብራቕን ምዕራብን ዝተረኸበ ዓወት ኣብ ማእኸል ሃገር ከምዝድገም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ምብራቕን ምዕራብን ዝተረኸበ ዓወት ኣብ ማእኸል ሃገር ከምዝድገም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፥ ኣብ ሳልሳይ ቁልፊ ግምባር ተረኺቦም ምስ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዝዘተዩሉ እዋን ኢዩ።…

ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ሲቪክ ማሕበራት መንግስቲ ካብ ስልጣን ንምውራድ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ኣሜሪካ ስጉምቲ ንክትወስድ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ሲቪክ ማሕበራት ሕጊ ኣሜሪካ ብምጥሓስ ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ስልጣን ንምውራድን ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድጋፍ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ትካላት ስጉምቲ ንክወስድ ሓቲቶም፡፡ ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ…