Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ምትካል እግሪ ተመዛበልቲ ብምድሃብ ብኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ዶክተር ካትሪን ሱዚ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ  ተዛቲዮም። ዶክተር ካትሪን ሱዚንን ኣንባሳደራት ሃገራት ጣሊያን፣ ጃፓን ፣…

ፅዋዕ ዓለም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፅዋዕ ዓለም 2022 ኳታር ቅድሚ ምጅማሩ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንምርኢት ዝቐርብ  ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ፡፡ ነበር ተፃዋቲ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ባርሴሎና ብራዚላዊ ጁሊያኖ ቤሌቲ እታ ፅዋዕ ሒዙ ናብ…

መበል 22 ጉባኤ ትካል ሙስሊም ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሓምለ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ጉባኤ ትካል ሙስሊም ኢትዮጵያ ካብ 8 ክሳብ 18 ሓምለ 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ካብ ሃገሮም ዝወፅኡ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ነክምለሱ፣ ብዛዕባ ሃገሮም ክሓስቡን ግንዛበኦም ንከስፍሑን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። እስላማዊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ደማም ኣቋሪፅዎ ዝነበረ በረራ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ደማም ኣቋሪፅዎ ዝነበረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ በረራ ካብ 24 ግንቦት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ከምዝካየድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ።

ንህወሓት ክበፅሕ ነይሩ ዝተብሃለ 3 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ ቆቦ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቆቦ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሕ ከምዝኾነ ዝተጠረጠረ 3 ሚሊየን ብር ኣብታ ከተማ ብህዝቢ፣ ፖሊስ እታ ከተማ፣ ህዝባዊ ምልሻን ሰራዊት ምክልኻልን ኣቢሉ ትማሊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡ ተጠርጠርቲ እቲ ገንዘብ ሓቢኦም ንምስግጋር…

እቲ ቀጠና ብኣትሌቲክስ ጥራሕ ዘይኮነ ብፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን እውን ዝፍለጥ ክንገብሮ ኢና – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ቀጠና ብኣትሌቲክስ ጥራሕ ዘይኮነ ብፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን እውን ዝፍለጥ ክንገብሮ ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻን ማይን ዘለዋ ሃፍቲ ንክተልምዕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻን ማይን ዘለዋ ሃፍቲ ንክተልምዕ ይሰርሕ ከምዘሎ ምክትል ፕሬዝዳንት ልምዓት ሕርሻ፣ ሓይሊሰብን ማሕበራዊን እቲ ባንኪ ገሊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመረታ ሰዋሰው፥ ምስ ምክትል ፕሬዝዳንት…

ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ፍርያታት ኣተውቲ ንግዲ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ዝበረታታዕ ኣፈፃፅማ ከምዘርአየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብ ወፃኢ ንግዲ፣ ኣተውቲ ፍርያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ብምትካእን ብፈጠራ ዕድል ስራሕን ዝበረታታዕ ኣፈፃፅማ ከምዘርአየ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር መዓድን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትሽዓተ ኣዋርሕ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ረብሓ ሃገር ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ዘይሕጋውያን ኣካላት ካብ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ዘይሕጋውያን ኣካላት ካብ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣተሓሳሲቡ። ካብ ተረባሕነት ህዝቢን ሃገርን ብዝተፃረረ መልክዑ ውልቃዊ ረብሐኦም ጥራሕ ንምርግጋፅ ፃዕሪ ዝገብሩ ዘይሕጋውያን…

መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ እምነት ኣብ ዶሃ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ እምነት ኣብ ዶሃ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ዘረባ ፅልኢ ብዓይኒ ሃይማኖታዊን ቅዱሳንን መፃሕፍቲ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ጉባኤ ላዕለዋይ ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…