ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንምኽባር ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ንምኽባር ምድላው ከምዝተዛዘመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከዲር ጁሃር ገሊፆም። እቶም ከንቲባ ብኣሰናሳእነት ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ “ሕውነታዊ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም። እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሴኔጋል፣ ዚምባብዌ፣ ካሜሩንን ኮቲዲቯርን ኢዮም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንኽኾኑ ዘተሓባብር ጉጅለ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንኽኾኑ ዘተሓባብር ጉጅለ ከምዝተጣየሸ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ከምዝሓበሮ፥ ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት እናተኸታተለ ፅገናን ዝዓነዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት ዑደት የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት ዑደት የካይድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኩዌት ሼኪ ሳባህ ካሃሊድ ኣልሃማድ ኣልሳባህ ነቲ ልኡኽ ኣብ ቤተ መንግስቶም ኣቀባብላ ገይሮምሉ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሲዳማ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ 40 ሚሊየን ብር ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሲዳማ ኣብ ክልል ዓፋር ብወራር ግብ ረራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቦም። ቢሮ ጌዳያት ደቂ ኣንስትዮ፣ ሃፃናትን ማሕበራዊን፣ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ፣ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግናን ኤጀንሲ ምገባን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙሁራን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ሓይሊታት ናይ ምክልኻል ስራሕ ብፍልጠትንን ልምዲን ንኽድግፉዎ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ፅዕንቶ ምዕራባውያንን ግደ ሙሁራንን" ብዝብል ሃሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ንኢትዮጵያ ደው ንኽትብልን ክትፅቅፅልን ዘኽእል ተግባር ተሓባቢርና ንስራሕ ክብሉ ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ሙሁራን ፃውዒት ኣቕሪቦም። በውይይቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ይኹን ዝዘረፉዎ ንብረት ካብ ክልል ኣምሓራ ከይወፅኡ ህዝቢ ስጉምቲ ንኽስድ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ኣዲስ፣ ኣበባ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተደምሰሰ ዝርከብ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ይኹን ዝዘረፉዎ ንብረት ካብ ክልል ኣምሓራ ከይወፅኡ ህዝቢ ስጉምቲ ንኽስድ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ፀዊዖም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ትምህርቲ ሃናፂ ሃገር ንምግባር ቆራፃት ኢና – ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ትምህርቲ ሃናፂ ሃገር ንምግባር ቆራፃት ኢና ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ተዛሪቦም። ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ፥ “ንሕድሕድና ከይንተኣማመን ዝገበረና ስርዓት እዋኑ ተወዲኡ ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ንኹሉ ንምብፃሕ ሙሉእ ዓቕምና ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ቁፅፅር ይግበር ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ቁፅፅር እናተገበረ ከምዝኾ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣድሂበን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ምቁፅፃር ከምዘይከኣለ ሓደሽቲ…