Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ብምትኳር ብምትሕብባር ንምስራሕ ምስ ልኡኻት ኖርዌ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ምስ ለውጢ ከባቢ ኣየር ተተሓሒዙ ብሓባር ንምስራሕ ምስ ልኡኻት ሚኒስትር ለውጢ ኣየርን ከባቢን ኖርዌይ ዘተ ተኻይዱ። እተን ሚኒስትር ንልኡኽ ሚኒስቴር ለውጢ ኣየርን ከባቢን ኖርዌይ ዝመርሑ ሃንስ…

ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝተመረፁ 36 ሆስፒታላት ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ክትግበሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝተመረፁ 36 ሆስፒታላት ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ከምዝትግበሩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ፥ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታ ኣብ ሆስፒታላት ጥቁር ኣንበሳ፣ ቅዱስ ጳውሎስን ኮሌጅ ሕክምና…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኮይንና ራኢ ኣህጉራዊ ሓድነት ንምዕዋት ቆራፅነትና ነረጋግፅ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ መዓልቲ ኣፍሪካ እዚ ዓመት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኮይንና ራኢ ኣህጉራዊ ሓድነት ንምዕዋት ቆራፅነትና ነረጋግፅ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር…

ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንምግባር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንምግባር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዓውዲታት ዕደና፣ ማኑፋክቸሪንግ፣ ግብርና፣ ኣይ ሲ ቲ ን ትምህርቱን  ንምውፋር ዘለዎም ድልየት ኢዮም ገሊፆም። ኮሚሽነር…

ኣብ ጣልያንን ፈረንሳይን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንዝተመዛበሉ ወገናት ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣልያንን ፈረንሳይን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዝተመዛበሉ ወገናት ደገፍ ገይሮም። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጎንፂ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል ደገፍ ልዕሊ…

ንናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ዝኸውን ልዕሊ 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ዝኸውን ልዕሊ 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ብምትግባሩ በቢዓመቱ ዘጋጥም ዝነበረ 92 ሺሕ ሄክታር መሬት ብርሰት ደኒ ናብ 32 ሺሕ ሄክታር ከምዘውረዶ ተገሊፁ።…

ንሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ፍቓድ ቴሌኮም ብምድብ ብሉፅ ኣገልግሎት ህዝቢ ተዓዋቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ንሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ከይዲ ፍቓድ ቴሌኮም ብምድብ ብሉፅ ኣገልግሎት ህዝቢ ብእንግሊዛዊ ትካል ሽልማት 2022 ተዓዋቲ ኮይኑ ተመሪፁ። ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ በዓል መዚ ኮሚዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ዝተመርሐን ዘፈር ቴሌኮም ክፍቲ ብምግባር ንሳፋሪኮም…

ልዕሊ 50 ሚኢታዊ እታወት ዝተወሰኸሎም ተሸከርከርቲ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 50 ሚኢታዊ እታወት ዝተወሰኸሎምን ብሓዱሽ ምልክት ንግዲ ናብ ዕዳጋ ዝኣተዉ ተሸከርከርቲ ከበድቲ ፅዕነት ፍራንኮን ብዝተብሃለ ትካል ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ተላኡኾም። ፍራንኮ ዝተብሃለ ትካል ንመበል 15 ዙር ከበድቲ መኻይንናብ ወፃኢ ዕዳጋ ምቕራቡ…

ሞሮኮ ምልክት ዓበቕ ህበይ ዝተርኣዮም ሰለስተ ሰባት ምርካባ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞሮኮ ምልክት ዓበቕ ህበይ ዝተርኣዮም ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ምልክት ተራኢዩዎም ዝተብሃሉ ሰባት ኣብዚ ሕዚ እዋን ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም እንትኸውን፥ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከቡ እውን…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሞም ኣብ ዝነበሩ ጎንፅታት ኢድ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዘሎ ብምርመራ ተረጋጊፁ-ሚኒስቴር ፍትሒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣጋጢሞም ኣብ ዝነበሩ ጎንፅታት ኢድ ግብረ ራዕዲ ህወሓት  ከምዘሎ ብምርመራ ተረጋጊፁ ክብል ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ጎንፅን ዘይምርግጋዕን…