ንኣምባሳደራትን ሓለፍቲ ኤጀንሲታትን ኣብ ኣፈፃፅማ ብሄራዊ ኢኮኖሚ መብርሂ ተዋሂቡ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንኣምባሳደራትን ሓለፍቲ ኤጀንሲታትን ኣብ ኣፈፃፅማ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብሄራዊ ኢኮኖሚ መብርሂ ተዋሂቡ ይህብ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ንብሄራዊ ኢኮኖሚ እታ ሃገር ፈተንቲ ዝነበሩን…