ኣብ ወረዳ ኣበርገለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓዘን 12 ጣቢያታት ብዝተወለዐ ለበዳ ህፃናት ንሞት እናተቓልዑ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ብሄረሰብ ምምሕዳር ዋግ ህምራ ወረዳ ኣበርገለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓዘን 12 ጣቢያታት ብዝተወለዐ ለበዳ ህፃናት ንሞት እናተቓልዑ ስለዝኾኑ መንግስቲ ምስ ዓለም ለኸ ዶብ ዘለል ትካላት ሕክምና ብምዝርራብ ቅልጡፍ ምላሽ ንኽህብ ተሓቲቱ።…