Fana: At a Speed of Life!

ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ናብ ምንቅስቓስ #የኣክል ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዌንቢን ናብ ምንቅስቓስ #የኣክል ተፀምቢሮም። እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ናብቲ ወፍሪ ከምዝተፀምበሩ ኣፍሊጦም፡፡ “ብሽም ዴሞክራሲ ክንደይ ገበን…

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ ደብረ ብርሃን ኮማንደር ታዬ ሃብተጊዮርጊስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዊዒሎም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)'ስግኣት ድሕንነት እዮም' ተባሂሎም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዊዒሎም ዝነበሩ ሰባት ካብ ማእሰርቲ ብምፍታሕ ዝተጠርጠሩ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ ደብረ ብርሃን ኮማንደር ታዬ ሃብተጊዮርጊስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዊዒሎም፡፡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰላምን…

ዕላማ ሃገር ምፍራስ ዝሓዙ ግብረ ራዕዳውያን ይገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ንምፍሻል ምስራሕ ይግባእ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን  

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማ ሃገር ምፍራስ ዝሓዙ ግብረ ራዕዳውያን ካብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ምስ መሻርኽቶም ብምኻን ይገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ንምፍሽል ብጥንኩር ሓድነት ምስራሕ ከምዝግባእ ጉዳያት ወፃኢ ሚኒስቴር ዴኤታ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ተዛሪቦም፡፡ እቶም ሚኒስቴር…

ናይ ወገን ጦር ናብ ልዑል ወፍሪ ምጥቃዕ ኣቲዩ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልቲታት ኣብ ዝተኻየዱ ፍሉያት ወፍሪታት 12  ኣመራርሓታት ኣርሚን ኮርን ፀላኢ ተደምሲሶም። መግለፂ ሂቦም፡፡ ፍልጠት ኣመራርሓን ቴክኖሎጂን ብምጥቃም መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ግምባር ባቲ…

ህዝቢ ኣርሲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 400 ሰንጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዞባ ኣርሲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 400 ሰንጋ ኣብዑር ሓገዝ ገይሩ። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሙሳ ፉሮ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፥ ህዝቢ እቲ ዞባ ዝገበሮ ሓገዝ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ልዕሊ ሃገር ዝኾነ ነገር…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣባላት ኮሚቴ ፈፀምቲ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ናብ ግምባር ንምዝማት ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ግምባር ዘቕንዑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዘቕረቡዎ ፃውዒት መሰረት ብምግባር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ኣባላት ኮሚቴ ፈፀምቲ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ናብ ግምባር ንምዝማት ወሲኖም። ሓሙሽተ ኣባላት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስሊ ምሩኻት ብምባል ኣብ መራኸብቲ ሓፋሽ ዘጋወሖ ቪዲዮ ናይ ሕሶት ኢዩ – መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት

ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስሊ ምሩኻት ብምባል ኣብ መራኸብቲ ሓፋሽ ዘጋወሖ ቪዲዮ ዕላምኡ ብናይ ሕሶት ዝተቐነባበረ ምስሊ ንምድንጋር ዝገበሮ ፈተነ ከምዝኾነ ገፅ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ባዕሉ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን…

ኢትዮጵያ 4 ዲፕሎማሰኛታት ኣየርላንድ ኣባሪራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ዲፕሎማሰኛታት ኣየርላንድ ኣባሪራ። እቶም ዲፕሎማሰኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤንባሲ ኣየርላንድ እናሰርሑ ዝነበሩ እንትኾኑ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ለቒቖም ንኽወፅኡ ከምዝተወሰነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፀሪሑ ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡…

ምምስራት ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ብሄራዊ ፌዴራላዊ ስርዓት ዝተውሃቦ ቆራፅነት ዘረጋግ ፅ ኢዩ –  ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምስራት ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ብሄራዊ ፌዴራላዊ ስርዓት ዝተውሃቦ ቆራፅነት ዘረጋግፅ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ንህዝቢታት ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መልእኽቲ እነኳ…

ኢትዮጵያን እስራኤል ኣብ ስራሕቲ ሓገዝ ኢንቨስትመንት ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሞሽነር ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜን ምክትል ኮሚሽነር ተመስገን ጥላሁንን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ዝፀንሐ ርክብ ኢንቨስትመንት ክልቲአን ሃገራት ኣጠናኺካ ንምቕፃል፣ ብሓባር ኣማራፂታት…