መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ብዘላቕነት ንምክልኻል ኣብ ህንፀት ትካላት ጠሚቱ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ፥ ጉጅለታት ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝፍፀምዎም መጥቃዕቲታት ብዘላቕነት ንምክልኻል ኣብ ህንፀት ትካላት ጠሚቱ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት…