ፖሊስ ኣዲሰር ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝኽበር በዓል ዒድ ኣል-ኣአድሃ (ዓረፋ) ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (አፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲሰር ኣበባ ፅባሕ ዝኽበር መበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ ኣል-ኣአድሃ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ።
ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕነንትን በዓል ዓረፋ ብሰላም ንኽዛዘም፥ ኣድላዪ ምድላዉ ዛዚሙ ናብ ስራሕ…