Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣባ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣባ ዝርከቡ መንግስታዊን ናይ ውልቀን ኣቢያተ ትምህርቲ ዝመሃሩ ተምሃሮን ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንተመዛበልቲ ብምኽንያት ኲናት ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት ዘዝኸውን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብ ኣበርኪቶም። ከንቲባ ከተማ…

ወለድና ብናፅት ዘፅንሑዋ ሃገር ካብ ወረርቲ ክንሕልዋ ይግባእ – ሜጄር ጄኔራል ጥሩዬ ኣሰፌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ጥንቲ ኣቦታትና ሉኣላውነታ ኣኽቢሮምን ክትክበር ገይሮምን ዘረከቡና ሃገር ብኣና ዘበን እውን ካብ ዘረፍቲን ወረርቲን ናይ ምሕላው ግቡእ ኣለና ክብላ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ዳይሬክተር ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ሜጄር ጄኔራል ጥሩዬ ኣሰፌ ተዛሪበን፡፡ ኣብ…

ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከባቢ ግድብ ህዳሰ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ግቡኡ እናተዋጸአ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከባቢ ግድብ ህዳሰ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ግቡኡ እናተዋጸአ ከምዝርከብ ተሓቢሩ። ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ተሰሊፎም ግቡእ እናፈፀሙ ዝርከቡ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኣካላት ፀፅታ ክልላት ኣምሓራ፣ ግምቤላ፣ ሲዳማ፣ ደቡብን…

ኢትዮጵያ “ጠፍአት ተበተነት” እንትብሉዋ ካብ ከውሒ ዝጠንከረ ሓድነት ሃኒፃ ትነብር ሃገር ኢያ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ጠፍአት ተበተነት” እንትብሉዋ ካብ ከውሒ ዝጠንከረ ሓድነት ሃኒፃ ትነብር ሃገር ኢያ ክብላ ሚኒስትር ፈጠራን ክእለት ስራሕን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ሚኒስትሯ እንዳሉት ÷ ኢትዮጵያ የውስጥ ተላላኪዎችና የውጭ ሴረኞች በደገሱት…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተመዛበሉ ወገናት ንምድጋፍ ፍሉይ ትኹረት ንኽሃብ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተመዛበሉ ወገናት ንምድጋፍ መንግስቲን ሓገዝቲ ትካላትን ፍሉይ ትኹረት ንኽገብሩ ተሓቲቱ። ላእለዎት ኣመራርሓታት እቲ ክልል ምስ ሓለፍቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን ሰብኣዊ ሓገዛትን ኣድሂቦም ኣብ ከተማ ባህርዳር…

ትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ምሕዝነቶም ከጠናኽሩ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ሮላንድ ኮቢታ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ምሕዝነቶም ከጠናኽሩ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታት ተመያይጦም። ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ሞንጎኦም ዘሎ…

ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ትኹት ዝገበራ ኢትዮጵያ ማእኸል ቃልሲ ኣፍሪካ ስለዝኾነት ኢዩ – ኡጋንዳዊ ፓን ኣፍሪካኒስት

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ትኹት ዝገበራ ኢትዮጵያ ማእኸል ቃልሲ ኣፍሪካ ስለዝኾነት ኢዩ ክብሉ ኡጋንዳዊ ፓን ኣፍሪካኒስት ማቱ ጆብ ሪቻርድ ተዛሪቦም። ፓን ኣፍሪካኒስት ማቱ ጆብ ሪቻርድ ምስ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥…

እቲ ሚኒስቴር ንተመዛበልቲ ክልል ኣምሓራ ናይ 73 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብ ትካል ተራድኦ ልምዓት ስዊድን ብዩኒሴፍ ኣቢሉ ዝረኸቦ 73 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ንዘተመዛበልቲ ክልል ኣምሓራ ፍጋፍ ገይሩ። እቲ ስነ-ስርዓት ርኽብ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌዴራልን…

ሓይሊ ፀላኢ ዝሩይኡ ብሓዊ ቀለበት ተኸቢቡ ይውቃዕ ኣሎ – ዶ/ር ኣለሙ ስሜ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀላኢ ዝሩይኡ ብሓዊ ቀለበት ተኸቢቡ እናተወቕዐ ምዃኑ ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ስርዓት ዴሞክራሲ ዶክተር ኣለሙ ስሜ ገሊፆም። ዶክተር ኣለሙ ከምዝበሉዎ፥ ግብ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝተወሉ መውፅኢ ስኢኑ ኣብ ዘለዎ ክድምሰስ ዝተዋደደ…

ጉዳይ ምድሓን ሃገር ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ጥራሕ ዘይኮነስ ናተይ እውን ኢዩ – ድምፃዊ ኣቡሽ ዘለቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጉዳይ ምድሓን ሃገር ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ጥራሕ ከምዘይኮነ ድምፃዊ ኣቡሽ ዘለቀ ገሊፁ። ድምፃዊ ኣቡሽ ዘለቀ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሮ ፃንሒት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ምዝማቶም ብምሕባር፤ ሃገር ናይ ምድሓን…