ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ትልሚ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን 2014 ዓ.ም እቲ ክልል ይግምግም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልል ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ትልሚ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን 2014 ዓ.ም እቲ ክልል ይግምግም ኣሎ።
ኣብቲ ግምገማ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ኩሎም ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልል ተረኺቦም፡፡
ኣፈፃፅማ…