ዶ/ር ይልቃል ከፋለ ኣብ ባህርዳር ዝተሃነፁን ኣብ ስራሕ ዝርከቡን ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ብሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝተሃነፁን ኣብ ስራሕ ዝርከቡን ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ዑደት ገይሮም።
እቶም ዑደት ዝተገበረሎም ኢንቨስትመንታት ኣብ ዘፈር ኣግሮ…