ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ዕዉት ናይ ሓላፍነት ዘበን ንክኾነሎም ተመኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬት ዓረብ ብምዃን ብምሿሞም ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከምዝገለፅዎ፥ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ዕዉት ናይ…