Fana: At a Speed of Life!

ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን እንትቕፅሉ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ እቲ ሊግ ብስዕረት ዝጀመረት ማንቼስተር ዩናይትድ ፈላማይ ዓወት እዚ ውድድር ዓመት ብምሕሳብ ሎሚ ምሸት 12:30 ኣብ ክራቨን ኮቴጅ…

ድልድል ሩባ ጌደብ ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ደብረ ማርቆስ - ባሕርዳር ኣብ ዝወስድ መገዲ ዝርከብ ድልድል ሩባ ጌደብ ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ተገይሩ ኢሉ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ምምሕዳር ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፆ÷ ብውሕጅ ተሰቢሩ ዝነበረ ድልድል ሩባ ጌደብ ብተገጣጣሚ ሓፂን…

ዕዳጋታት ከባቢታት ናብ ደረጃኡ ዝሓለወ ማእከላት ዕዳጋ ንምስግጋር …

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ዕዳጋታት ከባቢታት ናብ ደረጃኡ ዝሓለወ ማእከላት ዕዳጋ ናይ ምስግጋር ተግባር ተካይዱ ኢሉ፡፡ ንግድን ዞባዊ ምትእስሳር "ብዝተሳለተ ንግዲ ናብ ዝጭበጥ ሃገራዊ ተስፋ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብቲ ዓውዲ ጉባኤ ኣካይዱ።…

ብኣዋልድ ዝኽበሩ ናይ ሓበራዊነት በዓላት ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይና ሶለል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓላት ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይን ሶለልን ኣብ ቀፃሊ ብዝያዳ ክብሩ ብዝሓለወ መልክዑ ንክኽበር ምሕላውን ምሕብሓብን ይግባእ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይን ሶለልን ናይ…

ኣብ ኣሎንሶ ናይ ምፅዋት ዕድል ዝተኸልከለ ኮኾብ ሮድሪጎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚላዊ ኮኾብ ሮድሪጎ ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ሳንቲያጎ ቤርናባው ካብ ዝኣቱ ንደሓር ናይ ምፅዋት ዕድል ዝተኸልከለ ተፃዋታይ ኮይኑ። ተፃዋታይ ሮድሪጎ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ብካርሎ ኣንቸሎቲ እትምራሕ ስፔናዊ እናተመርሐ ኣብ ኣውሮፓ ሊግ ሓዊሱ…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልተ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 5ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝቐረቡሉ ክልተ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ፈለማ ኣጀንዳኡ ኣብ ልምዓት ኮሪደርን ልምዓት ወሰን ሩባን ብመንግስቲን ውልቀ ምሕዝነትን ዝተፈረመ…

በዓል ሻደይ፣ ኣሸንድዬን ሶለልን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ በዓል ሻደይ፣ ኣሸንድዬን ሶለልን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ከተማታ ላልይበላ፣ ቆቦን ሰቆጣን ብዝተፈላለዩ ከባቢታት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ በፃሕቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣብ…

ብጎስጓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ዝሰርሑ ተግባራት ኣፈፃፅመኦም 98 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብጎስጓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ዝሰርሑ ተግባራት ኣፈፃፅመኦም 98 ሚኢታዊ በፂሑ ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ዘፈር ልምዓት ትምህርቲ “ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ንኹሉ ዜጋ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ይርከብ፡፡…

ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ዝጅምረሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ዝጅምረሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ፤ እቲ ሊግ 8 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ። 20 ጋንታታት ተሳተፍቲ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ…

በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ "ኣሸንዳ መሰረት ሰላም፣ ሓድነትን ተስፋን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ከምዝገለፆ ኣብ ከተማ መቐለ እናተኸበረ ዝርከብ በዓል ኣሸንዳ ሕድሕድ…