ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ን45 ንተዓዘብቲ ውሽጢ ሃገር ኣፍፈልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንዝዕዘቡ 45 ተዓዘብቲ ውሽጢ ሃገር ሰርቲፊኬት ኣፍልጦ ሂቡ። ነቶም ተዓዘብቲ ኣፍልጦ ዝተውሃበ እቲ ቦርድ ብዝተውሃቦ ስልጣን መሰረት እንትኸውን፤ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንዝዕዘቡን መለክዒ ንዘማልኡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ልዑል ዓቕሚ ዝፈጥር ኢዩ- ኣይተ ዮዳሄ ኣርዓያ ስላሴ Desta Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ልዑል ዓቕሚ ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ መለለዪ ማንነት ኣይተ ዮዳሄ ኣርዓያ ስላሴ። ፋይዳ ንመርሃ ግብሪ መጀመሪ ጎስጓስ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ ዮዳሄ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ንግዲ ወፃኢ እንስሳት ፃርከብ ኣታዊ ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ንግዲ ወፃኢ እንስሳት ፃርከብ ኣታዊ ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ካብ ወፃኢ ንግዲ ትረኽቦ ኣታዊ ንምድንፋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ ፈላማይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Dec 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ ፈላማይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ካብ ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ሕጋዊ ኣፍልጦ ዝረኸበ ውድብ ስምረት፥ ሕሉፍ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6ተ ኣዋርሕ ምግምጋም ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት ሒዙ ኣኼብኡ ምጅማሩ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ እናሃበ ንኢትዮጵያ ናብ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ዘብፅሕ ኢዩ- ፓርቲ ብልፅግና Desta Dec 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ እናሃበ ንኢትዮጵያ ናብ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ዘብፅሕ ኢዩ ኢሉ ብልፅግና ፓርቲ። እቲ ፓርቲ ኣብዚ ሰሙን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ዘተታት ጠሚቱ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ብፓርቲ ብልፅግና ዝምራሕ ናይ ምድማር መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ህዝቢ ንዘልዕሎም ሕቶታት ብተግባር ምላሽ ክህብ ኢዩ- ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ህዝቢ ንዘልዕሎም ሕቶታት ብተግባር ምላሽ ክህብ ኢዩ ኢሎም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)። ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ቦንጋ ‘ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታት ናይ ምድማር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውዲ ፈተናታት ናብ ዕድል ብምቕያር ልዑል ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ-ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር) Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ፈተናታት ናብ ዐድል ብምቕያር ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ልዑል ውፅኢት ምምዝጋብ ተኻኢሉ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር)። ኣመመራርሓ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን፣ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጥበበኛታት ኣፍልጦ ምሃብ ዘኽእል ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን… Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን ንጥበበኛታት ኣፍልጦ ምሃብ ዘኽእል ኢዩ ኡሎም። ረቂቕ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብሄራዊ ማሕበር ለገስቲ ደም መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 26 ሺሕ ዩኒት ደም ተኣኪቡ Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮጵያ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ናይ መጀመሪያ ብብሄራዊ ማሕበር ለገስቲ ደም መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣቢሉ ልዕሊ 26 ሺሕ ዩኒት ደም ተኣኪቡ ኢሉ። እቲ ኣገልግሎት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምዝገባን ክረምታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ብምፅናዕ ተረባሕነት ማሕበረሰብ ንምርግጋፅ ይስራሕ ኣሎ- ድረስ ሳህሉ (ዶ/ር) Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋን ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን ሰላም ብምፅናዕ ተረባሕነት ማሕበረሰብ ንምርግጋፅ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ዓውዲ ልምዓት ገፀር እቲ ክልል ድረስ ሳህሉ (ዶ/ር)። ካብ ክልቲኡ…