Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ሲዳማ ቡናን ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ሲዳማ ቡናን 1 ን 0 ስዒራ ስዒራ። ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ንኽትወፅእ ፍቓዱ ኣለሙ ኣብ መበል 75 ደቒቅ እታ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ፋሲል ሎሚ መዓልቲ ምስዓሮም ስዒቡ ነጥባ…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ዘይቲ ሩሲያ እገዳ ከንብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ዘይቲ ሩሲያ ናብ ሃገረን ከየኣቱ እገዳ ከንብራ ከምዝኾና ተገሊፁ። እተን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ፅዕንቶ ንምፍጣር ብዝብል ነዳዲ ዘይቲ ሩሲያ ኣብ ረብሓ ከይውዕል ወይ እውን ናብ ውሽጢ…

ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ንምድሓን ዝገበሩዎ ተጋድሎ ዘርኢ “ስለ ኢትዮጵያ” ዝተሰመየ ዓውደ ምርኢት ፎቶ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ንምድሓን ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውና ዝገበሩዎ ተጋድሎ ዘርኢ "ስለ ኢትዮጵያ" ዝተሰመየ ዓውደ ምርኢት ፎቶ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸፊቱ። ብትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ እቲ ዓውደ ምርኢት፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ…

ፅልኢትን ጎንፂን ንኽፍጠር ዝሰርሑ ማሕበራዊ መርብ ሓሬታታ ንሃገር ፀገማት ኢዮም – ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅልኢትን ጎንፂን ንኽፍጠር ዝሰርሑ ማሕበራዊ መርብ ሓሬታታ ንሃገር ፀገማት ከምዝኾኑ ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ንመበል 31 ግዘ “ጋዜጠኝነት ኣብ ውሽጢ ዲጂታል ዓለም” ብዝብል መሪሕ ቃል መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ ይኽበር ኣሎ፡፡…

ማእኸል ሃገር በቆል ፍልጠት ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር በቆል ፍልጠት ኢትዮጵያ ብብርኪ ትምህርቲ ንኹ ማሕበረሰብ ተበፃሒ ንኽኸውን ዓላማ ዝገበረ ማእኸል ሃገር በቆል ፍልጠት ኢትዮጵያ ተጣይሹ። ሚኒትር ደቂ ኣንስትን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተረኺበን ከምዝበለኦ፥…

ልዕሊ 34 ሺሕ ዝኾኑ ሰልጠንቲ ዝሳተፉሉ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ስልጠና ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር 3ይ ዙር ሃገር ለኸ መንቀሳቐስቲ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ስልጠና ንመሃብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስልጠና ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝርከባ 20 ከተማታት ኣብ 35…

ሰራዊትና ከም ሃገር ከንፀላሉ ዝኽእል ዝኾነ ምትንኻፍን መጥቃዕቲን ብብቕዓት ክምክት ኣብ ዘኽሎ ደረጃ ይርከብ – ጀኔራል ጌታቸው ጉዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊትና ከም ሃገር ከንፀላሉ ዝኽእል ዝኾነ ምትንኻፍን መጥቃዕቲን ብብቕዓት ክምክት ኣብ ዘኽሎ ደረጃ ይርከብ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ጀኔራል ጌታቸው ጉዲና ገሊፆም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስ ሓሻኽሩ ብምትሕብባር ዝኸፈቶ ሃገር ናይ…

64 ሚሊየን ብር ዝግመት ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ እነትጓዓዓዝ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)64 ሚሊየን ብር ዝግመት ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ሓኡ ኬላ ጥሒሱ ንምሕላፍ ዝፈተነ ኣሽከርካሪ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ፣ ኮሚሽን ጉምሩኽን ኣብቲ ከባቢ ብዝነበሩ ኣባላት ሓይሊ ክልል ኦሮሚያ ብዝገበሩዎ ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝውዓሉዎ ፖሊስ ገሊፁ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ ንኽድግፉ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ እዋን ዝናብ ቅድሚ ምብፅሑ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ ንኽድግፉ ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ…

ኣብ ሸበል በረንታ መርዓት ክተምፅእ እናተጓዓዘት ዝነበረት መኪና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ሸበል በረንታ መርዓት ክተምፅእ እናተጓዓዘት ዝነበረት መኪና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ከምዝሓለፈ ድሕንነት ትራፊክ መገዲ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። ሓካፊ እቲ ድሕንነት ትራፊክ መገዲ ኮማንደር ዮሃንስ…