ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ። ዳያስፖራታት ሃረር ዘለዋ ሃፍቲ ቱሪዝም ንዓለም ልምፍላጥ ክሰርሑ ከመዝግባእ ኣብቲ መርሃ ገብሪ ተገሊፁ። በዓል ዒድ ሸዋል ካብ 30 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብታ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ተርኪ ኣብ ክሊ ምትሕብባር ሕጊን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ተዛቲዩ Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚነስቴር ፍትሒ ኣይተ ዓለምኣንተ ኣግደዉ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ተርኪ ኣብ ክሊ ምትሕብባር ሕጊን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ተዛቲዩ። እቲ ጉጅለ ምክትል ሚኒስትር ሚነስቴር ፍትሒ እታ ሃገር ያኩፕ ሞጉልን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትየጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዓውዲ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትየጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዓውዲ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዝርዝር ተግባራት ተስማዕሚዖም። እቲ ስምምዕነት ክልቲአን ሃገራት ብባዮ ቴክኖሎጂ፣ ህዋ ሳይንስን ዲጂታል ኢኮኖሚን ንምስራሕ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ተወካሊ ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ሱዳንን ቀጠና ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ብዝኾኑ ዶከተር ኡስማን ዲዎን ዝተመርሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ጎንደር ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima May 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዩ። ኣባላት እቶም ጉጅለ ልኡኻት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ቴዎድሮስ እንትበፅሑ፥ ብላዕለዎት ኣመራርሓታት ክልልን እቲ ምምሕዳር ከተማን ኣቀባብላ ተገይሩሎም፡፡ እቶም ልኡኻት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈላላያትና ተቐቢልና ሃገርና ምፅናዕ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima May 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈላላያትና ተቐቢልና ሃገርና ምፅናዕ ይግባእ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኢትዮጵያ እናሰዓረት ክትሳገር ኢያ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ፓናል ዘተ ይካድ ኣሎ፡፡ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 33 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 33 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሸሞንተ ህፃናትን 1 ሺሕን 25 ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ምክልኻል፣ ፀፅታን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ምክልኻል፣ ፀፅታን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ካብ ሎሚ መዓልቲ 1 ክሳብ 4 ጉንበት 2014 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዋና ቤት ፅሕፈት ሕብረት ኣፍሪካ እናተኻየደ እንትኸውን፥ ሚኒስትር ምክልኻል፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብወራር ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሐን ከተማታት ሓገዝ ናውቲ መውሃቢ ኣገልግሎት ፈሳሲ ማይ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima May 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ፈሳሲን ማይን ኣዲስ ኣበባ ብወራር ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሐን ከተማታት ኮምቦልቻ፣ ደሴ፣ ከሚሴን ወረኢሉን 19 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ሓገዝ ናውቲ መውሃቢ ኣገልግሎት ፈሳሲ ማይ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ዕዮ ዘተኣኻኸቡዎን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ክእለት ዘለዎ ዜጋ ንምፍጣር ዘኽእሉ ማእኸላት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ክጣየሹ ኢዮም Gebremariam Weldegerima May 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ክእለት ዘለዎ ዜጋ ንምፍጣር ዘኽእሉ ማእኸላት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከምዝጣየሹ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ፥ “እተን ማእኸላት ዓለም ለኸ ደረጃ ዘለዎም ስልጠናታት ንምርካብን…