Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምእመናን ተረጋጊዑ ካብ ሰላት ዒድ ናብ ዘዝመፅአሉ ይምለስ ምህላዉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምእመናን ተረጋጊዑ ካብ ሰላት ዒድ ናብ ዘዝመፅአሉ ይምለስ ምህላዉ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቅድሚ ምስጋድ ሰላት ዒድ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ከባቢ ውሑዳት ውልቀ ሰባት ብዝጀመርዎ ረብሻ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት…

ሰላም ብተግባርን ብናይ ኩሉ ተሳትፎን ኢዩ ዝመፅእ- ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ መበል 1 ሺሕን 443 ዓመተ ህጅራ ዒድ ኣልፈጥር ተረኺቦም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዓብዪ ሰላት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ትማሊ ንኣቦታት እምነት ክርስትና እንግዶት ምሳሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ትማሊ ንኣቦታት እምነት ክርስትና እንግዶት ምሳሕ ገይሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ተሳቲፎም፡፡ ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተና ንምፍታሕ መንግድቲ ናይ…

መበል 1 ሽሕን 443 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 443 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ እዛ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም እቲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- እንኳዕ ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ኣብፀሐኩም! ፈጣሪ ንደቂ…

ሚኒስቴር ጥዕናን ኢጋድን ኣብ ዘፈር ጥዕና ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ስራሕቲ መመሓየሺ ግንዛበ ጥዕና ሕብረተሰብን ምርምርን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ሚኒቴር ጥዕናን ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ዓቕመ ደካማታትን ንመውዐሊ ዒድ ኣልፈጥር ህያብ ተርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ዓቕመ ደካማታትን ንመውዐሊ ዒድ ኣልፈጥር ህያብ ተርኪቱ። ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ብምኽንያት ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ መዕቖቢ ጣቢያታት ኣሳኢታን ዱብቲን ንዝርከቡ ወገናት ልዕሊ 2…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሶላት ዒድ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ንተሸከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕ 443 በዓል ኢድ ኣልፈጥር ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። በቢዓመቱ ንዝኽበር በዓል ዒድ ዓልፈጥር እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ዘገናዘበ ትልሚ ብምውጻእን ካልኦት…

ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ኩባንያ 'adizero' ብዝብል ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ጀርመን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፥ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ 14 ደቂቃ 37 ሰከንድ 2 ማይክሮ ሰከንድ…

ኣቢያተ ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ክልላት ንመበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢያተ ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ክልላት ንመበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንመበል…