ነዚ ዓመት ተኸላ ፈልሲ #ሓምለዋይኣሰር ዝራእቲ ኣርቃይ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ፈልሲታት ይሰናድኡ ኣለዉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነዚ ዓመት ተኸላ ፈልሲ #ሓምለዋይኣሰር ዝራእቲ ኣርቃይ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ፈልሲታት እናተሰናድኡ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ከም ኩለመዳይ ድሌት ተኽሊ፣…