ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ዝተጎድኡ ሰባት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ምስራሕ ይግባእ – ሕብረት ኣውሮፓ
ኣዲስ ኣበባ፣15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ዝተጎድኡ ሰባት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ምስራሕ ከምዝግባእ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ሕብረት ኣውሮፓ ጃኔዝ ሌናርቺች ገሊፆም።
እቶም ኮሚሽነር ኣብ ክልላት ትግራይን ሶማሌን ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን…