ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዋና ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ፌዴራል ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዋና ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ፌዴራል ዑደት ኣካይዶም፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘው ተሻገር፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ካልኦት ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ኣፈጉባኤታት፣ ሚኒስትራት ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ካብ ህዝቢ ዝተለዓሉ ኢኮኖሚያዊ ሕቶታት ንምምላስ ይሰርሕ ኣሎ – ዶክተር እዮብ ተካልኝ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሙላእ እዛ ሃገር ዝተኻየዱ ምይይጣት ካብ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ኢኮኖሚያዊ ሕቶታት ደረጃ ብደረጃ ንምምላስ ይስራሕ ምህላዉ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስተር ዴኤታ ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተኻየዱ ህዝባዊ ምይይጣት ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፈልይቲ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፈልይቲ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔት ዌበር ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ጣሊያን ይሳለጥ ኣሎ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ጣሊያን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣብ ጣሊያን ከተማ ሮማ ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ጣሊያን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ከምዝተሳተፉ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ዝነበረ ዘይምርግጋዕ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእል ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ዝነበረ ዘይምርግጋዕ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእል ባህላዊ ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ። እቲ ዕርቀ ሰላም፥ “ካብ ልቢ ዝፍልፍል ዕርቂ ንዘላቒ ሰለም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ፃውዒት ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ “ንመስቀል ክጎዪ ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ኢዩ ዝተብሃለ ጒያ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ሕጋዊ ኣፍልጦ ኣይረኸበን-ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ሚያዝያ 1 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ሚዲያታት ፅባሕ “ንመስቀል ክጎዪ ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ኢዩ ዝተብሃለ ጒያ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ሕጋዊ ኣፍልጦ ኣይረኸበን ክብል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ፅባሕ 2 ሚያዚያ 2014…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ርክብ ኢኮኖሚ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ርክብ ኢኮኖሚ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ሱዳን ሚኒስተር ገንዘብን ፕላንን ኣጋክ ኣቹል ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣብ መንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 17 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 17 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ አንትኸውን፥ ፍሉይ ሽሙ “ሰብስቤ ዋሻ” ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነቲ ዝተዛብዐ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምምዕርራይ ዘኽእል ትልሚ ሰለስተ ዓመት ተዳልዩ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነቲ ዝተዛብዐ ሃገራዊ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምምዕርራይ ዘኽእል ትልሚ ሰለስተ ዓመት ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ትልምን ልምዓትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትልምን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ንጣብያና ከምዝገለፅኦ፥ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ስእነት ስራሕ፤ ካብ ቁፅፅር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ሰናት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝገበርኡ ሰብኣዊ ደገፍ ብዕፅፊ ክውስኻ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ዝደሊዩ ቁፅሪ ዜጋታት ብምውሳኹ ግብረ ሰናት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝገበርኡ ሰብኣዊ ደገፍ ብዕፅፊ ክውስኻ ከምዝግባእ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በዝነበረ ኲናትን ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ብሰንኪ…