ኣገልግሎት ባንኪ ኣብ ከይዲ ንውድድር ዓለም ለኸ ክፍቲ ብምግባር ባንክታት ዓቕመን እንዳዕበያ ንክኸዳ ምስራሕ ይግባእ-ኣይተ ኣቤ ሳኖ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣገልግሎት ባንኪ ውሽጢ ዓዲ ቀስ ብቐስ ንውድድር ዓለም ለኸ ክፍቲ ብምግባር ባንክታት ዓቕመን እናማዕበላ ንከኸዳ ምስራሕ ከምዝግባእ ፕሬዝዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ ተዛሪቦም።
ባንክታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ ዓቕሚ ብዝኾነ ውድድር ካብ ዕዳጋ…