ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ዝተመጣጠነ ኣመጋግባ ጋህዲ ንምግባርን ሕርሻ ከተማ ምጥንኻር ወሳኒ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ዝተመጣጠነ ኣመጋግባ ጋህዲ ንምግባር ሕርሻ ከተማ ምጥንኻር ወሳኒ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ዋላ ስፍሓት ገደናና ንእሽተይ ይኹን…