መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንምግባር ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንምግባር ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ገሊፁ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ…