ኣብ ውሳነታትን ኣንፈታትን ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዘድሃበ ህዝባዊ ዘተ ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ቀፀልቲ ኣንፈታት ፓርቲ ብልፅግናን ኣብ ውሳነታትን ኣንፈታትን ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ እቲ ፓርቲን ዘድሃበ ህዝባዊ ዘተ ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ…