መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊነት እንትበሃል ጎንጺ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝደልዩ ዜጋታት ተበፃሒ ንምግባር ብዝብል ጎንጺ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ከምዝድግፍ ገሊፁ።
እቲ ሕብረት ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ኣብ ዘንበሮ ፅሑፍ፥ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት…